Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Dispositif de valorisation de vos compétences

METISHIMA
ኣዳላዊMETISHIMA

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1, A2, B2, C1, C2

ዋጋ

40€ ኣብ ዓመት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 12 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 8 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

ንምርካብ ደገፍን ስልጠናን ስራሕን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 mois

እንታዩ’ዩ ?

እምበኣር ስራሕ ወይ ስልጠና ትደልዩ ኣንተኲንኩም? ኣብ ፈረንሳ ንሞያዊ ፕሮጀክትካ ምኽሪ ምስ እትደልዩን?

ውልቃዊ ደገፍ ምስ ዝስዕብ ንህበሉ ዓውድታት ፤

1. ድሌታትኩም ንምምላእን ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብን ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምግባር ከምኡውን

2. ጸገማትካ ንምስራሕ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ንምድጋፍ ንሕግዝ

ኣገዳሲ !
ኣብዚ ንምስታፍ ኣብዚ ስርዓት ንምጽንባር እንተወሓደ A2 ደረጃ ፈረንሳ (ጽሑፍን ምዝራብን) ክህልወካ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሲቪን CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ከመይ ጌርካ ከም እትሰርሕ ምፍላጥ፣ ናይ መጽናዕቲ ምምስሳል ምግባር፣ ንቃለ መሕትት ምድላዋት...
  • ናይ ንግዲ ዓለም ኮዳት ፍለጥ
  • ርእሰ ተኣማንነትካን ርእሰ-ምትእምማንካን ኣማዕብል (ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታትን ምስታፍ)።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብ ሞያዊ ህይወትኩም ናጻ ክትኮኑን ናይ ኮምፒተር ወርክሾፕከምኡ እውን ርእሰተኣማማንነትንምሕዳር ዘኽእል መደብ ይቐርብ ።

ኣብ ንኹነታትኩም ብዕምቆት መርመራ ንገብርን ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ኣብ ምህናጽ ንደግፈኩምን። ዲፕሎማታትኩም ከተለልዩን ተመኩሮኹም ከተዕብዩን እውን ንሕግዘኩም።

ሞያዊ ውህደትኩም ንምምችቻው ምስ መሻርኽትና ኩባንያታት ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ቆጸራታት _ . ንኹነታትኩም ንምግምጋም ስሕግዙ ርኽክባት ብስሩዕ ( ኣብ ሰሙን 3 ግዜ ) ተወዲቦም ኣለዉ ።

ኣሰራርሓ መሓውራት ማሕበራዊ ተግባር፣ ንዝርግሐ መሰላትን ንስራሕ ዝግበር ደገፍን ንምርዳእ ሓባራዊ ኣኼባታት ይውደቡ: ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት፣ ወኪል CaF ካፍ፣ ማእከል መንበሪ ወዘተ ዝምልከቱ ክኾኑ ይኽእሉ።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደድኣ ደሊኹምና ብ ቁጽሪ ቁጽሪ ተሌፎንኩም ብምምልካትን ብኢመይል bonjour@metishima.org ስደዱልና ። ናይ ኣኼባ ዕለት ንምውሳን ክንረኽበኩም ኢና።

ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ብቆጸራ ጥራይ ኢና እንረኽቦ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
metishimametishimaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
bohdan shmorhunbohdan shmorhunተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት