Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ L.P. Formation - Formacoop

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, A1
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ, ንኡሳት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 12 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ሓሙስ

ኩነታት

ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ንመምርሒ ፍቓድ መኪና ንኮድ ጽርግያ ኣብ ፈረንሳ ተማሃሩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

ናይ ቃል ኮድ ናይ ጽርግያ ንምርዳእን ንምምሃርን ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምሃብ ።

ትምህርቲ ብሞያዊ መምህር ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ይወሃብ።

ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ደረጃ ቋንቋ እንተወሓደ ደረጃ A1 ብኣፍን ብጽሑፍን ምህላው።
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ፣ ምዃን
- ሕጋዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲ ምህላው።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዕላማ እቲ ስልጠና፣ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእን፣ ንምንባብን ንምዝራብን ዝሕግዝ እዩ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ማለት ካብ መጽሓፍ ኮድ ጽርግያ፡ ቪድዮ፡ ሰነዳት ድምጺ... ዝበሃል ስልጠና ቕሰሙ

ን ሓገዝኩም፣ ሓደ መምህር ናይ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና፣ ኣብ ጎድንኹም ብምዃን ኣብ ኮድ ጽርግያ ከሰልጥነኩም እዩ።

ኣብ ትሕቲ ኩነታት ፈተና ፈተናታት ምውሳድ ይከኣል እዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ኣቶ Laurence PICAUD ብስልኪ ቁጽሪ 06 76 77 60 38 ምድዋል ትኽእሉ ኢኹም።

ዓርቢ 7 ሓምለ 2023 ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 .

ኣድራሻ፡ Adresse : MFR, 17 chemin du Défois - 39100 DOLE

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
laurence plaurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
yoan pouzetyoan pouzetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
анастасияанастасияተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት