ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Français langue étrangère niveau A2
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 20 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ኩነታት
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣበይ ?
ትምህርቲ ፈረንሳ ቅሰሙ
እንታዩ’ዩ ?
ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ ነጻ ናይ ጉጅለ ትምህርቲ ፈረንሳ።
እቲ ስልጠና ብድምር ኣብ ውሽጢ 5 ሰሙን 100 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ዝህብ እዩ።
ኣብቲ ኮርሳት ክትሳተፍ ንኽትክእል ግድን፤
- መንበሪ ፍቓድ ወይ ለሲፐሰ ፣ ክህልወኩም ይግባኣ
- ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሞምን ኣብ OFII ደረጃ A1 ኮርሳት ን ኽትውዳኡ ውዕል ምፍራምን ኣለኩም።
- መንበሪ ፍቓድ ወይ ለሲፐሰ ፣ ክህልወኩም ይግባኣ
- ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሞምን ኣብ OFII ደረጃ A1 ኮርሳት ን ኽትውዳኡ ውዕል ምፍራምን ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣብ እዋን ትምህርቲ፡ ኣብ ምጽሓፍን ምዝራብን ትሰርሕ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ እንተበዝሐ 15 ሰባት ኣለዉ፣ ጽቡቕ ጌርካ ክትርዳእን ክትዛረብን ንምትብባዕን ዘጠቓለለ እዩ
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ኮርስ፡ ናይ ፈረንሳ ፍልጠት ፈተና "ውህደት፡ መንበሪን ዜግነትን" (TCF IRN) ናይ ምውሳድ ተኽእሎ ኣሎካ፡ ወግዓዊ መርትዖ ደረጃኻ ንኽህልወኩም
ብሳላ እቶም ኮርሳት ኣብ መዓልታዊ ህይወትካን ኣብ ስራሕካን ዝያዳ ናጻ ክትከውን ኢኻ፡ እዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ንውህደትካ ክሕግዘካ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
እንተተገዲስኩም ኢመይል ወይ ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ናይ ሓበሬታ ኣኼባታት ዝካየደሉ ዕለታት፣
- ኣብ ዝመጽእ ስልጠናታት ዝካየደሉ ቦታታትን ዕለታትን ምዃኑ’ዩ።
ኮርዲኔት ኣብያተ ጽሕፈት ቲዮንቪልን ሜትዝን ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣሎ ኣዩ ኣድራሻና
- ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታ ኣኼባ ክትሳተፉ፣ መብርሂ ክትረኽቡን ሕቶታት ክትሓቱ ክትክእሉን ንዕድም።
ንዕለታት ንምርካብ ምስ GRETA Lorraine Nord ተወከሱ።
መንበሪ ፍቓድኩም፡ ዝተፈረመ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR)ን ደረጃ A1 ከም ዝወዳእኩም ዘርኢ ሰነድን ሒዝኩም ምምጻእ ኣይትረስዑ።
መንበሪ ፍቓድኩም፡ ዝተፈረመ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR)ን ደረጃ A1 ከም ዝወዳእኩም ዘርኢ ሰነድን ሒዝኩም ምምጻእ ኣይትረስዑ።
2. ሕጂ ውን ተገዳስነት እንተሃልዩካ ነቲ ናይ መመልከቲ ፋይል ምልኡ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ፈረንሳይ
ስልጠናታት ውሰድ፣
እኹል ምድላው እገብር፣ናይ ዲልፍ ደልፍ ዳልፍ ተሰኤፍ "DILF, DELF, DALF, TCF" ዲፕሎም ንምውናን ተፈተኑ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣ 
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

OFII
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ