Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ AFPLI-Solidarité

ኣዳላዊ AFPLI Solidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 13 jours

እዚኦም ኣብ ጥቓ መንበሪኻ ዝርከቡ ነጻ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ኮይኖም፡ ንኹሉ ክፉታት እዮም (ኣብ ፈረንሳ ዘለካ ደረጃ ወረቐትን ፡ ዕድሜኹምን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ብዓትኩምን ብዘየገድስ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብፈረንሳ ምዝራብ፡ ምርዳእ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ክትመሃር ትኽእል ኢኹም።

  • ክብርታት ሪፓብሊክን ባህሊ ፈረንሳን ምምሃር
  • ታሪኽ ፈረንሳ ምርካብ...

  • ምእንቲ ክብርታት ሪፓብሊካን ባህሊ ፈረንሳን ምምሃሩ ክትክእሉ
  • ምፍላጥ ታሪኽ ፈረንሳ ክትክእሉ

ከመይ ንገብሮ?

ቅድሚ ምጅማርካ ቆጸራ ክትሕዝ ኣለካ ንነብስኻ ከተላልያን ምስታ ጋንታ ድሌታትካ ክትዘራረብን ኣለካ።

ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም :

ወይ ናብ ዋና ቤት ጽሕፈትና ምጹ AFPLI Solidarité - 24 Chemin des Bas Montôts - 58000 Nevers

Lieu d'accueil

24 Chemin des Bas Montôts, 58000 Nevers, France

03 86 36 97 89

afpli.solidarite@orange.fr

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • chrisraulinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles