ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰዱ
ምስ ናይ ምሸታዊ ትምህርቲ ኣብ Maison des Langues
ኣዳላዊ Maison des Langues Le Mans Université ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ናይ ምሸት ትምህርቲ፡ ብኣፋውን ብጽሑፍን፤
- 2 ትምህርቲ ኣብ ሰሙን 1h30፣ ካብ ሰዓት 16 ክሳብ 19 30 p.m.
- ብድምር 30 ሰዓታት ትምህርቲ ን10 ሰሙን።
- ጀማሪ፣ ማእከላይን ምዕቡልን ደረጃ።
ጽቡቕ ምፍላጥ!
ኣብ ዓመት 2 ምውሳድ ኣለዉ: ኣብ ወርሒ ጥሪን መስከረምን .መመልከቲ ካብቲ ናይ ምዝገባ ግዜ ኮይኑ ኣብ ምሉእ ዓመት ተቐባልነት ኣለዎ፡ እንተኾነ ግን ክሳብ ዝቕጽል ናይ ትምህርቲ ዓመት ምጽባይ ይግባእ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
20 Av. René Laennec, 72000 Le Mans, France
02 44 02 24 45
maisondeslangues@univ-lemans.fr
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
ana vanhoutvenneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
cyberepተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት