ኣብ ዓውደ ትያትር ምክፋል ዘኽእል ኣጋታሚ ንምርካብ
ምስ ምስ PACCO ዝተባህለ ማሕበር

ኣብ ዓውደ ትያትር ምክፋል ዘኽእል ኣጋታሚ ንምርካብ

ምስ 
ምስ PACCO ዝተባህለ ማሕበር

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ26 janv. 2023

እንታይ ኢዩ?

ሓሙስ ንግሆ (ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ናይ ንግሆ ) ምሳና ናብ ትያትር ንዑ! ኣብ ብ ክልሰሓሳብን ግብርን ፡ ምከናኔ ፡ ፈጠራ... ምስ ሜላይን ብሓባር ክንሰርሕ ኢና።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ትያትር ምግባር ተማሃሩ

ኩሉ ደረጃታት ዋላ ንጀመርቲ ቅቡል ዝኮነ መደብ።

ምስ ካልኦት ሰባት ካብ Nantes ነገርቲ ከተማ ንምርኻብ ዘኽእል ኣጋጣሚ

እዚ ምስ ካልኦት ነበርቲ ናንተስ ንምርኻብ ክኸስት ዝኽእል ኣጋጣሚ።

ርእሰ ተኣማንነት ምምዕባል፣ ዝሕግዝ ኩነት

ኣብ ዓውደ ትያትር ምንጣፍ፣ ኣብ ነብስኻን ኣብ ካልኦትን ዘለካ ርእሰ ተኣማንነት ከተማዕብል ይሕግዝ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ንምምዝጋብ

ስምኩምን ቀዳማይ ስምኩምን ቁጽሪ ተሌፎንኩምን ብመልእኽቲ ስደዱ፤

- ኣብ ፌስቡክ ፡ https://www.facebook.com/assoPACCONantes/

ወይ

- ብኢመይል ናብ contact@asso-pacco.org

ምፍላጡ ዘገድስ፣

: እቶም ትያትራዊ ንጥፈታት ኣብ Caserne Mellinet ዝተባህለ ቦታ ኣድራሻ ድማ ኣብ : 31 Rue Gabrielle le Pan de Ligny, 44000 Nantes እዩ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
PACCO

PACCO