ኣብ ዩኒቨርሲቲ Tours ቱርስ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ ምስ Diplôme Universitaire Passerelle d'Etudes françaises du Centre Universitaire de Tours
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université de Toursኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 joursትምህርቲ ንምቕጻል ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ንሓተቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል መደብ እዩ።
ስለዝኾነ ድማ ካብ ዩኒቨርሲቲ ማእከል ትምህርቲ ፈረንሳ ንወጻእተኛታት ተማሃሮ (CUEFEE) ዝወሃብ ስልጠና፤
- ትምህርቲ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ክፍልታት ናይ ተግባር ስራሕ ክፍልታት
- ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ንዝካየድ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ንምህናጽ ዝግበር ሞያዊ ሓገዝ ...
ብምፍላጡ ዘገድስ !
ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (4 ወርሒ)፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ሚያዝያ ዝጸንሕ ስልጠና እዩ።
ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (4 ወርሒ)፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ሚያዝያ ዝጸንሕ ስልጠና እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ ኴንኩም እሞ ደረጃ A2 እንተ በጺሕኩም ፡ ዘለኩም ፋይል ብምጥእራብ ፡ ፈተና ቋንቋ ብምሕላፍን ምስ ኩነታትካ ዘጽንዕ ማሕበራዊ ሰራሕተኛን ምስ ኣብ ፕሮጀክት ዩኒቨርሲቲኻ ዝምዕደካ መምህር CUEFEEን ኣብ ቃለ መሕትት ብምስታፍ ካብ ክፍሊት ምዝገባ ነጻ ምዃን ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ ።

ብተመሳሳሊ ኣገባብ ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቱርስ ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
3 Rue des Tanneurs, 37000 Tours, France
02 47 36 68 61
cuefee@univ-tours.fr
Chargement de la carte...
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-toursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት