ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ ብሓገዝ ኣሳእል
ምስ ምስ Avec fable-Lab
ኣዳላዊ fable-Lab ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуእቶም ብ እዚ ዝስዕብ ማለት Les imagiers Sen-Mo ብምባል ዝፍለጡ መጻሕፍቲ ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታኩም ዘተኮረ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዙ መጻሓፍቲ እዮም።
እዞም መጽሓፍቲ እዚኦም ነፍሲ ወከፍ መጽሓፍ ኣብ ዙርያ ሓደ ቴማ 100 ቃላት የቕርቡ፣ ምስ ስእሊ ፣ዝተወሃሃደ ድምጽን ፣ ከምኡው፣ ኣደማምጻ ንምፍላጥ ይሕግዙ ።
እቶም ዘለዉ ቴማታት ድማ፤
- ዓይነታ ምግቢ
- መጻውዒ ናይ ሞያ ስራሕ
- ብዛዕባ ሕጊ ትራፊክ ዝብል እዩ።
- ናይ መዘናግዒታት ቃላት
- ብዛዕባ ጥዕና ጠቀስ
- ብዛዕባ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ዝምልከት
- ብዛዕባ ሲቪል ምህንድስና ህንጻ
- ከምኡውን መእተዊዘጠቓለልሉ እዮም
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዞም ናይ ስእሊታት ናይ እዚ መጻሕፍቲ ብወለንተኛታት ዝተጻሕፉ ኮይኖም ፣ ቃላት ተመሪጾም ዘለዉ ነቲ ምስልታት ኣሳእል እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
nourምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
simonተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
association fable-labኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ