Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ La Ligue de l'Enseignement ሊግ ትምህርቲ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምስ ስደተኛታት ኣብ ዝግበር ምውጻእ ምስታፍ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ሊግ ትምህርቲ ኢዘር ንስደተኛታት ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት የቕርብ። ሓሓሊፍና ናብ ቤተ መዘክር፡ ሲነማ ወይ ኣብ ኣኽራን ከይተረፈ ምውጻእ ንውድብ። ብተወሳኺ እቲ ሊግ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሕ ባህላዊ ወይ ስፖርታዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ሰሙናዊ ክፍለ ግዜታት (ዓውደ መጽናዕቲ ሳዕስዒት፣ ዓውደ መጽናዕቲ ኮሚክ መጽሓፍ፣ ዓውደ መጽናዕቲ ጎደና ስነ ጥበብ፣ ዓውደ መጽናዕቲ ሙዚቃ) ኣብ ምፍጣር ይሰርሕ ኣሎ። ንስኻ እውን ከም ወለንተኛ ክትሳተፍ ትኽእል ኢኻ!

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምቕባልን ምውህሃድን ስደተኛታት ብመንገዲ ተበጻሕነት ስፖርትን ባህልን ምድንፋዕ፣ ምስቲ ኣአንጋዲ ሕብረተሰብ ዝግበር ርክብ ምጉላሕ።

ተሳተፍቲ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝተነጥበ ናይ ምዝንጋዕን ምቁራጽን ግዜታት ካብ መዓልታዊ ህይወቶም ምቕራብን በዚ ኸኣ ብመንገዲ ልምምድ ቋንቋን ርኽበት ስፖርት፡ ባህላውን ቅርስታውን ንጥፈታት እታ ከተማን ውህደት ምትብባዕን ዝብል ሕቶ እዩ። ኣብቲ ዝሰፈሩሉ ቦታ እዩ።

እዞም ንጥፈታት እዚኦም ካብ ማሕበራዊ ደገፍ ግዜ ወጻኢ ናይ ምትእምማን ዝምድናታት ንምዕባይ ኩሉ ግዜ ብሊግን ማሕበራዊ ሪለይን ይስነዩ። እዚ ንማሕበራዊ ሰራሕተኛታት እውን ይጠቅም እዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

ሊግ ነቶም ምውጻእ ዘሰንዩ ወለንተኛታት የድልይዎ።

ንዝኾነ ሓበሬታ ንሚራንዳ ሹስተርማን ፡ mshusterman@laligue38.org ተወከሱ

ምፍላጡ ዘገድስ!

ንውህደት እቲ ፕሮጀክት ዝድግፍ ኣብ ዜግነታዊ ኣገልግሎት ዝሰርሕ ሰብ እውን ንደሊ ኣለና።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
test scpotest scpoተርጓሚ/ሚት
miranda-ligue38miranda-ligue38ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ