ኣብ ረስስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምርካብ
ምስ ብሳላ ፣ ስታምቲሽ

ኣብ ረስስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምርካብ

ምስ 
ብሳላ ፣ ስታምቲሽ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ9 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

Stamtish ስታምቲሽ ንመጻኢ ፕሮጀክት ኣብ ረስቶራንት ኣፍልጦ ዘለዎም ስደተኛታት የሰንዮም ። ድማ ፕሮጀክቶም ንኽፍጽሙ ትሕግዞም።

ጽቡቕ ምፍላጥ !

እቲ ሓገዝ ሞያዊ ስልጠና ሞያዊ ኣይኮነን።

እንታይ ደኣ፣ ስታምቲሽ ንዓኻትኩም፤
- ብውልቂ ደረጃ ምክትታል ይገብር
- ኣብ ዙርያ ምኽሻን ዝካየዱ ስርሓት (ክእለት ንምህናጽ፡ ምስ ሰባት ንምርኻብ፡ ርእሰ ተኣማንነት ንምርካብ፡ ከሺኖም ን ከጥዕሙ ምትሕብባር፡...)
- ናብ ስልጠና ንምእታው ወይ ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ሓገዝ የሰኒ
- ምምሕዳራዊ ሓገዝ (ቤት መግቢ ንምኽፋት፣ ኣገልግሎት መመገቢ፣ ርእሰ ስራሕ)

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ረስቶራንት ክትሰርሕ ንዝሰሊ ሰብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ከም ኣድላይነትኩም

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

67 - Bas-Rhin

ኣገዳሲ

ኣብ ረስቶራንት ክትሰርሕ ንዝሰሊ ሰብ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ከም ኣድላይነትኩም

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

67 - Bas-Rhin

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ንኽትሰኑ ምኽኣል

ስታምቲሽ፣ ምስ ናይምኽሻን ፕሮጀክት ዘለዎም ስደተኛታት የሰኒ። ፕሮጀክቶም ንኽፍጽሙ ዝሕግዞም ብሕታዊ ምክትታል የቕርብ።

ብቕዓት ንምጥራይ የኽእል

ስታምቲሽ፣ ኣብ ዙርያ ክሽነኣዊ ንጥፈታት ብምውዳብ ኣብ ፤
- ኣብ ፕሮፌሽናል ክሽነ ምግቢ
- ትኽክለኛ ዓቐን ንምኽሻን
- ናይ ግዜ ገደብ ምኽባር
- ኣብ ነብስኻ ምትእምማን
- ኣቐራርባ መኣዲ የስተምህር

ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሹ

ኣብ ከባቢ ምኽሻን ዝካየዱ ንጥፈታት እዋን ውልቃዊ ክትትልን ፈረንሳ ክም ንለማመዱ ይግበር ።

ኣዕሩኽ ምፍጣር ይከኣል

ኣብ ዙርያ ክሽነ ዝካየዱ ንጥፈታት ምስ፤
- ካልኦት ኣሰልጠንቲን ኣሰልጠንቲን
- ስታምቲሽ ወለንተኛታት
- ነበርቲ ስትራስበርግ Strasbourg
- ሰብ ሞያ መመገቢ፣ የፋልጥ

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ

እቲ ብሕታዊ ምክትታል ፡ ከከም ድሌታቱ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ይሕግዝ።
ናይ ገዛእ ርእሱ ቤት መግቢ፣ ኣገልግሎት መመገቢ ወይ ባዕሉ ዝሰርሕ ንግዲ ንምኽፋት እውን ይሕግዝ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እንተደሊኹም፣ ቆጸራ ሓዙ፣ ርኸቡና

ምግቢምኽሻን ትፈትዉ ዶ? ኣብ መጻኢ ኣብ ምምጋብ ፕሮጀክት ኣለኩም ድዩ? ንነብስኹም ንምልላይን ቆጸራ ንምሕታትን ኢመይል ስደዱልና። ክንምልሰልኩም ኢና!

  • ኢመይል ኣድራሻ ፡ contact.stamtish@gmail.com
  • (ስልኪ ፡ 06.34.90.76.86 )
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Stamtish

Stamtish