መንበሪን ስራሕን ምርካብ
ምስ ROUTE ሮተ 37
መንበሪን ስራሕን ምርካብ
ምስ ROUTE ሮተ 37
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 29 juil. 2022
እንታይ ኢዩ?
መንገዲ 37 ኣብ ክፍሊ ኢንድረ-ኤት-ሎየር ኣብ ምድላይ መንበሪ ኣባይትን ስራሕን የሰንየካ።
እቲ ዕላማ፡ ንስደተኛታት ከከም ድሕረ ባይታኦም፡ ድሌታት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘማልእ ውልቃዊን ብሕታዊን ደገፍ ምሃብ እዩ።
ጽቡቕ ክትፈልጥ :!
መንገዲ 37 ብዓሰርተ መሓውራት ዝቖመ ኮይኑ ኩሎም ንጠለባት ስደተኛታት ንምምላእ መመላእታ ተግባራት ዝህቡ እዮም፡ ፕሮጀክትታት ውህደት፡ ስልጠና፡ ገምጋም ቋንቋ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ወዘተ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 65 ዕድመ
ግዜ
12 ወርሒ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
37 - Indre-et-Loire
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 65 ዕድመ
ግዜ
12 ወርሒ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
37 - Indre-et-Loire
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብሕታዊ ዝኾነ ደገፍ
እቶም ኣብ ፕሮጀክት መስመር 37 ዝሳተፉ 10 መሓውራት ብሕታዊ ደገፍ ይህቡኻ: ውልቃውን/ወይ ሓባራዊን ከከም ድሌታትካ።
ዓለምለኻዊ ደገፍ
ጋንታታት መስመር 37 ኣብ ጉዕዞኻ ኣብ ጉዳያት ምንቅስቓስ፣ ጥዕና፣ ተበፃሕነት ስልጠና፣ ትምህርቲ ወዘተ ይድግፉኻ። ከከም ድሌታትካ።
ሰራሕተኛታት ዝደልዩ ጽላታት ንግዲ ዝምልከት ሊንክ
ሓደ ካብቲ ዕላማታት ምስ ኣስራሕትን ዝቖጽሩ ዘለዉ ጽላታት ንጥፈታትን ከም፤
- ምህናፅ
- ሕርሻን ምህርቲ ወይንን ዝምልከት ምዃኑ’ዩ።
- ምሕዳስ
ወዘተ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ቆጸራ ይሓትት ኣለኹ!
- ብኢ-መይል ኣድራሻ ፡ marie.sergent@entraide-et-solidarites.fr ወይ ድማ contact@route37.fr
- ብስልኪ ቁጽሪ ፡ 02 47 31 87 00
- ብመንገዲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ ናይ ርክብ ቅጥዒ ፡ ኣብዚ ጠውቑ!
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ