Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፈረንሳ ብኢንተርነት ተማሃሩ።

ምስ ምስ Avec TV5 Monde

ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ቋንቋ ፈረንሳ ብነጻ ብነጻ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም ኣብ ገጽ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ናይ TV5 Monde።

ብፍላይ ናይ ቪድዮ ልምምዳትን ናይ ድምጺ ሓገዝትን ክትረኽቡ ኢኹም። ኣብ ቃላትካ፡ ሰዋስውካን ከምኡ’ውን ኣደማምጻኻን ክትሰርሕ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እዚ መሳርሒ እዚ፡ ካብ ኤሌክትሮኒካዊ መሳርሒ፡ ኣብድማይኩም እዋን ብገዛእ ርእስኹም ቋንቋፈረንሳ ክትመሩ ትኽእሉ ኢኹም።

ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ምውስዋስ ኣካላትን ሓገዛትን ኣለኩም።

ናትካ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ ሓገዛትን ኣገባባትን ሒዝካ ብፈረንሳ ጀምር

  • መዝገበ ቃላት,
  • ሰዋስው ፣ .
  • ኣናብባ
  • ባህሊ...ወዘተ

ኣብ ክፍለ ግዜታት ፈተና ፍልጠት ቋንቋ ፈረንሳ (TCF) ዝቐረቡ 680 ሕቶታት፡ በቲ ነጻ ስሚዩለተር ኣብ ሓቀኛ ኩነታት ዓቕምታትካ ክትለማመድን ክትፍትንን ትኽእል ኢኻ።

ከከም ድሌትካ ዝደለኻዮ ቴማ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ፤

  • መዓልታዊ,
  • ኣሰራርሓ መግቢ ምብሳል፣ .
  • ሙዚቃ,
  • ታሪኽ
  • ዜና...ወዘተ

ኮታ ዝተፈላለዩ መግለጺታት ናይቶም ልምምዳትን ናይ ትምህርቲ ናውትን (ድምጺ ወይ ቪድዮ) ክትሰርሓሉ እትደሊ ክእለት (ኣፋውን ጽሑፋውን መግለጺ ወይ ምርዳእ) ክትመርጽ የኽእለካ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኮምፒተር፡ ጣብላ ወይ ቴለፎን ንገጽ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ናይ TV5 Mondeliquez ici. ንምርካብ፡ ኣብዚ ጠውቑ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • cécileተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • eliolienneተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት

Liens utiles