Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኢንተርነት

ምስ ምስ MOOC Travailler en France

ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés , Alliance Françaiseኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣብ ሞባይል ቴሌፎን፡ ኣብ ታብሌት ወይ ኣብ ኮምፒተር፡ ግዜ ምስ ረኸብኩም ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ እን ላይን

ቪድዮታትን መስተጋብራዊ ልምምዳትን ንመዝገበ ቃላት ወዘተ፤

  • ስራሕ ብከመይ ከም ዝድለ ምምሃር፣
  • መመልከቲ ምጽሓፍ ናብ መወዓውዒ ምልኣኽ፣
  • ናይ ስራሕ ቃለ-መሕትት ምሕላፍ፣
  • ሓደ ትካል ምውህሃድ፣ .
  • ናይሓባር ስራሕ ምዕያይ፣
  • ምስ መሳርሕቶም ምትእስሳር...ምውህሃድን



ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ኮርስ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ደረጃ ቋንቋ የከም ዘየለ ፍለጡ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

በዚ ሳላ ናይ ኦንላይን ኮርሳት፡ ኣገደስቲ ቃላት ኣገደስቲ ዓውድታት፡ ህንጻ፡ ሆቴላት፡ ቤት መግቢ፡ ፡ ጥዕና፡ ውልቃዊ ኣገልግሎታትን ንግዳዊ ኣገልግሎታትን ምምሃር ይከኣል ።

ኣብቲ እቲ እትረኽብዎ ፣ ገለ ንጥፈታት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምልኣኽ መመልከቲን (ዳግማይ) ስራሕ ንምርካብን ንምርዳእ ይሕግዙ ይኽእሉ እዮም።

ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ መስርዕ፡ እቲ መርበብ ሓበሬታ፡ ነቶም ሓደስቲ ቃላት ዝሓዝካዮም እንተ ዄንካን ሰጊርካ እንተ ዄንካን፡ ንነብስኻ ንምዕቃን ርእሰ-ገምጋም የቕርብ።


ኣገዳሲ
: ኣብ መወዳእታ፡ ትምህርቲ ከም ዝረኣኻዮን ልምምዳት ከም ዝገበርካሉን ንምርግጋጽ፡ ናይ ኮርስ ምምጻእ ምስክር ወረቐት ከተውርድ ትኽእል ኢኻ።
እዚ ምስክር ወረቐት እዚ ናይ ቋንቋ ደረጃ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ከምዘይኮነ ኣስተውዕሉ።

ኣብቲ ኮርስ ብናጽነት ንቕድሚት ክትስጉምን መጀመርታ ኣብቲ ዝያዳ ዝምስጠካ ቅደም ተኸተልን ንጥፈታትን ክትሰርሕ ክትመርጽን ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ብምጥዋቕ cliquez ici ! ተመዝገቡ

ኣብ የማናይ ሸነኽ ናይቲ ስክሪን፡ ነቲ ቀይሕ “"Connectez-vous pour vous inscrire" ዝብል ቁልፊ ጠውቕ እሞ፡ ነቲ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ ብምምላእ ነቲ ኮርስ ምውሳድ ንጅምር።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_78199970ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት

Liens utiles