ፈረንሳ ንመሃር ምስ ወለንተኛታት
ምስ le cria 41 ዝተባህለ
ፈረንሳ ንመሃር ምስ ወለንተኛታት
ምስ le cria 41 ዝተባህለ
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 7 nov. 2022
እንታይ ኢዩ?
ትምህርቲ ፈረንሳ ንስደተኛታት። እቲ ትምህርቲ ብወለንተኛታት ዝምሃር እዩ።
ጽቡቕ ክትፈልጥ : ብማእከላይ ገምጋም ኣብ ሰሙን 1h30 ትምህርቲ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 1 ሰዓት30 / ኣብ ሰሙን
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
41 - Loir-et-Cher
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 1 ሰዓት30 / ኣብ ሰሙን
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
41 - Loir-et-Cher
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ነጻ ካብ ክፍሊት እዩ።
ኩሎም እቶም ኮርሳት ብነጻ እዮም።
ምስ ካልኦት ሰባት የራኽብ
ትምህርቲ ብመንገዲ መርበብ ወለንተኛታትና ይወሃብ። ሓደስቲ ሰባት ክትራኸብ ክትክእል ኢኻ።
ብፈረንሳኛኹም ምምሕያሽ
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ብኣፍን ብጽሑፍን ከተመሓይሽ ትኽእል ኢኻ። ኩሉ ደረጃታት ተቐባልነት ዘለዎ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ናብ ማእከላትና ማለት le Centre de ressources illettrisme ከምኡ ውን analphabétisme ኣብ Loir-et-Cher (CRIA41) ብምኻድ ወይ እውን ብ 02 54 43 40 84.ብምድዋል ይከኣል
ናይ ስራሕ ሰዓታትና :
- ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ሓሙስ ን ዓርቢን ኣብ መንጎ 9h ን 12h30 ከምኡ ውን ኣብ መንጎ 13h30 ን 17h እዮም።
- እታ ሰክረታሪና ኣብ ረቡዕ ኣይትሰርሕን እያ
ብኢመይል ቆጸራ ውሰድ
ብተወሳኺ ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ፡ contact@cria41.org
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ