ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ደገፍ ንምርካብ
ምስ EF41 ዝብል መደብ።
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ደገፍ ንምርካብ
ምስ EF41 ዝብል መደብ።
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 9 sept. 2022
እንታይ ኢዩ?
እዚ ኣብ ክፍሊ ሎየር-ኤት-ቸር ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዝ ብሕታዊ ደገፍ እዩ። Loil-et-cher ዝተባህለ ወረዳ ንዘለዉ ሰባት ዝወሃብ ስልጠና
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 62 ዕድመ
ግዜ
ካብ 1 ክሳብ 36 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
41 - Loir-et-Cher
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 62 ዕድመ
ግዜ
ካብ 1 ክሳብ 36 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
41 - Loir-et-Cher
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ውልቃዊ ደገፍ ንምርካብ
- ውልቃውን ሞያውን ክእለትካ ምዕባይን
- ምስ ድሌታትካ ዝተመጣጠነ ስልጠና ወይ ናብ ስራሕ ዝቐርበሉ ኣንፈት ምፍጣርን
ምስ ናይ ከባቢ ትካላት ንግዲ ንምርኻብ
ኣብ መላእ እቲ ክፍሊ ዝማዕበለ ሽርክነትና ምስ ናይ ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ክትመልመልሉ ዝኽእሉ ክትራኸብ የኽእለካ።
ስልጠና ኣብ ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ዘተኮረ
ኣብ ሓደ ፈረንሳዊ ኩባንያ ስራሕ ከመይ ከምዘሎ ንምፍላጥ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደውሉልና፡ ብ 02.54.78.46.88
ንዝያዳ ሓበሬታ ብስልኪ ቁጽሪ 02.54.78.46.88 ተወከሱና።
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ