ናይ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃB1) ዝበጽሕ ንኽትመሃሩ
ምስ ፎርማሽን ናይ ኦፊ Formation B1 OFII
እንታይ ኢዩ?
ሓድ ነጻ ዝኾነን 100 ሰዓታ ናብ B1 ዘብጽሓኩም ደረጃ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
CECRL (ብዝብል ኣሕርጾተ ቓል ዝፍለጥ ) ኣብ ምዝርራብን ምጽሓፍን ደረጃ ዝበጽሕ ኮይኑ ፣ ዕላምኡ ድማ ፣ ብ ቐሊሉ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽትረዳድኡን ፣ ከም ሰብ ዝግበኣኩም ደረጃ ን ኽትበጽሑን ዝዓለመ እዩ።
i ክፍለጥ ዘለዎ። :ኣገዳሲ ሓበሬታ!,ነዚ ስልተና እዚ ንኽትረኽቡ ምስ d'intégration républicaine ቁጽሪ ክህልወኩም፣ (ኣብ እዋን መዝገባ ክትጥቐምሉን ).ክህልወኩም ኣለዎ።
ንመን ኢዩ ፧
ን 100 ሰዓታት
ዞባ\ ዴባርትሞ
ን 100 ሰዓታት
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብ ነጻ ን ኽትሃሩ
ብሳላ እዚ ስልተና እዚ፣ ናብ B1 ናይ መመዘኒ CECRL. ክትበጽሑ ትኽእሉ
ቋንቋ ፈረንሳ ንምምላኽ
እብዚ ስልጠና እዚ፣ ብስሩዕን ብዑቕን መገዲ ብቐሊል ቋንቋ ፈረንሳ ክትመሃሩ ኢኹም
ብቐሊል ምስ ማሕበረሰብ ናይ ፈረንሳ ከም እትወሃሃዱ ሕጊን ወግዒን ናይ እታ ሃገር ንኽትፈልጡ ክሕግዘኩም እዩ።
እዚ ስልጠና እዚ፣ ብ ነጻን ነብሰ ተኣማማንነትን ናይ ምምሕዳር ነገራትኩም ከም እተሳልጡ ክገበረኩም እዩ።
ን ናይ ዜግነት መውሃቢ ዘሕትት ደረጃ ዘማልአ እዩ
እዚ ስልተና እዚ፣ ን ናይ ፈረንዛ ናይ ዜግነት ንምሕታት ዘኽእል ደረጃ ማለት B1 ዘማልአ ኮይኑ ኣብ መወዳእታ ድማ ሓባሪ ሰርቲፊኬት ዝተሰነየ እዩ። መለት ነቲ TEF IRN ( እቲ ፈተና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ Intégration, Résidence, Nationalité) ዘማልአ ብቕዓት ዝሕበር ሰርትፌት እዩ።
i ክፍለጥ ዘለዎ! :እዚ ንምሃር መስርሕ ኣብ 6 ኣዋርሕ ዝካየድ እዩ። እቲ ናይ (CIR) ድማ እንተወሓደ 2 ዓመታት ኣብ l'OFII ዝፍረም ኮንትራት እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምዝገባ
ቴለፎን
ብ
: 03.81.82.21.75
ኢመይል
ኢመይል ድማ
contact@frateformation.net እዩ