ቋንቋ ፈረንሳ (ካብ A1 ክሳብ B2) ምምሃር
ምስ ለ ፍለ ደ ካፕስ le FLE de CAPS

ቋንቋ ፈረንሳ (ካብ A1 ክሳብ B2) ምምሃር

ምስ 
ለ ፍለ ደ ካፕስ le FLE de CAPS

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ10 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

ሓደ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ፣ francophones ንዘይ ኩኑ ወጻእተኛታት ዝወ ዝዓለመ እዩ።.

እቲ ስልጠና ድማ ኣብ ምእከል CAPS ናይ ኢይሚ ብ Julie Sirel-Axana ከምኡውን Antoine Bouvet :ዝወሃብ እዩ ።

  • FLE (Français Langue Etrangère ቋንቋ ፈተንሳ ን ወጻእተኛታት)
  • FL2i (Français Langue d'Intégration et d'Insertion ንቋንቋ ፈተንሳ ን ሞያን ስልተናን)

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

80 - Somme

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

80 - Somme

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኮርስ ናይ ሰሙን ምሉእ

ኩሉ እዋን ትምህርቲ ኣሎ፣ ወትሩ ሓሙስን ዓርቢን (ኣብ ቀዋሚ ሰዓታት ኣብ እቲ ማእከል ናይ CAPS)

ከከም ደረጃ ዝበጻሕኩሞ ዘቐጽል

እንዓሞ ደረጃታ A1, A1.1, A2, B1, B2 : ፈጺሞምን ዘይዛረቡን ምእንቲ ክስዕቡና ብግቡእ ብገልጸሎም

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ቦታና ምጹና

  • ርኸቡና ብቴለፎን ናይ CAPS 03.60.12.24.60
  • ብኣካል ምጹና ኣብ Centre Social CAPS : 104 rue Edmond Rostand à Amiens
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Centre Social CAPS

Centre Social CAPS