ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ን ስራሕን ሞያን ዝተቕም
ምስ እብ INSERFLE (France Horizon Occitanie)
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ን ስራሕን ሞያን ዝተቕም
ምስ እብ INSERFLE (France Horizon Occitanie)
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 23 mai 2022
እንታይ ኢዩ?
: ኣብ ዙርያ ን ስደተኛታት ብሓፈሻ (BPI)ን ፈለማ መጻእቲ ኣብ መሬት ፈረንሳ ኮይኑ። .
ዕላምኡ ድማ :
- ደረጃ ብቕዓት ናይ A1 ወይ A2 ሰሪፊኬት DELF ብጭባጥን እዩ
- ኣብ ናይ ዓውደስራሕ ዕዉታት ንምዃንን እዩ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 4 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
31 - Haute-Garonne
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 4 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
31 - Haute-Garonne
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብቕዓት ናይ ፈረንሳ ንምምሕያሽ
ኣብ ናይ ስራሕን ትምህርቲን ኦኣለም ዘይሕል ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንምጥራይ ዝሕግዝ ሰልጠና።
.
ዝተፈላለዩ ዕዮታት ንምድህሳስ
ን እግሪ መገድኹም ድማ ሓያሎ ናይ ስራሕ ስልተናታት / stages ኣብ ጥቓ ተሳተፍቲ ኣካላት ምዃን (AFPA - Banque Alimentaire - Belles Gamelles).ወዘተ ናይ ምልላይ ዕድል ምርካብ።
ናይ ምህዞ ስልጠናታት
እቶም ተሳተፍቲ እቲ ስልጠና፣ ,ምስ ምህዞን ጥበብ de ኣብ ዓውደ ፣ ቲራፒን ካልእን ፣ብ ቪድዮ ማነጀ ወዘተ ምጽናዕ።
ሓፈሻዊ ኣሳላይነት ሓገዝን ምሃብ
እቶም ተሳተፍቲ ሓፈሻዊ ኣሳላይነት ናይ ፣መካብ ገዛ፣ሓግዝ መጓዓዝያ፣ ጥዕናን ካልእን ይረኽቡ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና !
ምስ ኣወሃዲት ናይቲ መደብ ዝኾነት Emilie MEGE ብ ቴለፎን - 07 62 25 72 10 / ወይ ብ ኢመይል emege@france-horizon.frተራከቡ
- ኣድራሻና Siège de France Horizon Occitanie : 77, Boulevard des Récollets 31 400 Toulouse
- ቴለፎን : 05 36 09 13 55
ቦታ ስልጠና
ኣብ l'AFPA : 1 All. Jean Griffon, 31400 Toulouse, France እዩ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ