Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ንደቂኣንስትዮ ዝዓለም ዎርክሾፓት ንምስታፍ

ምስ ኣብ UniR Universités & Réfugié.e.s

ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እቲ ን ንደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ሓተትቲ ዑቕባ ዝዓለሙ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም! ድሌትና ንልውውጥ፣ ምትእምማንን ትምህርትን ዝኸውን ቦታ ምቕራብ እዩ፣ ኣብኡ ምሕዝነታዊ ህሞታት ክትካፈሉ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ክትራኸብን ሓደስቲ ውልቃውን ማሕበረ-ሞያውን ክእለታት ከተጥሪ ትኽእል፣ እዚ ድማ ኣብ ህይወትካ ክሕግዘካ እዩ።መዓልታዊ፣ ኣካዳሚያውን/ወይ በዓል ልምዲ.ወዘተ ምምዕባል።

📆 ኣቆጻጽራ ናይ ዝመጽእ ዓውደ መጽናዕትታት፡ https://bit.ly/atelierselles

ኣብ ዝመረጽኩሞ ዓውደ መጽናዕትታት ተመዝገቡ! እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ነጻ ኮይኖም፡ ምስ ተመዝገቡ፡ ብሞያዊ ክኢላታት ውህደት ዝምራሕ ኮይኑ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ክፉት እዩ።

ኣገልግሎት ክንክን ህጻናት ይወሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ስደተኛትን ሓተትቲ ዑቅባን ደቀንስትዮ ንምልላይ .፣ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት ብሓባር ምክያድ

እቶም ዎርክሾፓት፣ ኣብ ምህናጽ ሕብረተሰባዊ ናብራ ማሕበራዊ ሓድሽ ብቕዓት ን ኸተጥርዩ ዝሕግዙ ኮይኖም። ኣብ መጻኢ ብዙሕ ጽልዋ ዝገብሩ እዮም።

ኣብ መንጎ ተሳተፍቲ ስልጠና፣ ሓያሎ ናይ ስልጠና ዕድላት ዝኸፍቱ እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

https://bit.ly/atelierselles

ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣብ ቖን ላይን ተመዝገቡ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • liseተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles