ምርካብ ስልጠና ቤትጽሕፈትታዊ ጉዳያት፣ ብ ኢንተርኔት ንምስላጥ መሰረታዊ
ምስ ምስ Centre social CAPS
ኣዳላዊ Centre social CAPS ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisሓደ ዎርክሾፕ ናይ ኢክተርኔት ካብ 1 ክሳብ 2 ሰዓታት ኣብ ሰሙን፣ ኣብ ቴለፎን ወይ ኣብ ኢንተርኔት ምፍላጥ።
- ብኸመይ ኣብ ኢንላይን ብኸመይ ኣከውንት ከም ዝኽፈት
- ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት መሳለጥያታት ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት
- ኣብ ንህይወት ጠቐምቲ ነገራት ዝጠቕሙ ነገራት ኣተኩርካ ምስራሕ
ምፍላጡ ኣገዳሲ! እዚ ዎክሾፕ እዚ ብውሑዳት ጉጅለ (4ሰባት ብሓንሳብ እንተበዝሑ), ሕቶታት ብምሕታትን ምምላስን ዝተሰነየ ፍልጠት ይቐስሙ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 104 Rue Edmond Rostand, 80090 Amiens, France
- 03 60 12 24 60
- contact@assocaps.fr
Chargement de la carte...
1 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት