ኣብ ዲጆን ስራሕ ንምርካብ
ምስ ፐን ችረኣቲቨ 21 PLIE Creativ'21
ኣብ ዲጆን ስራሕ ንምርካብ
ምስ ፐን ችረኣቲቨ 21 PLIE Creativ'21
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 30 mai 2022
እንታይ ኢዩ?
እቲ Le PLIE ስራሕን ትምህርቲን ንዝደልዩ ሰባት ምሕጋዝ እዩ ዝዓለመ መደባት የሰላስል
i ምፍላጡ ኣገዳሲ! :ን ነበርቲከተማ Dijon Métropole. አምኡ እውን ካርድ ሰጁኽ ንዘለዎ፣ ሰብ እዩ ዝምልከት እዚ መደብ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ክሳብ 30ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ክሳብ 30ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ፍሉይ ምኽሪ
ነፍሲወከፍ ተሳተፍቲ ከከም ድሌቶም ብተናጸል ይሕገዙ ወይ ይሳለዩ
ናይ ውልቂ ኣሰናይነት
Le PLIE ናይ ስራሕ ህይወትኩም ኣብ ምህናጽ ይሕግዘአኩም
ዕላማ ዘለዎ ስልጠና
ተሳተፍቲ ናይቲ መደብ PLIE ኣብ ውሑድ ጉጅለ ተኸፋፊሎም እውን ይሰርሑ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ከምኡ እውን ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት የሳልጠልኩም
ከምኡ እውን እዚ ዝሶብ ኣገልግሎት ይህብPour avoir PLIE :
- ነዚ ኣገልግሎትና ን ኽትረጅቡ ን ትካላት (ፖለምፕልዋ፣ ኮንሰይ ደፓርትመንታል፣ Cሚስዮን ሎካል CCAS ወይ « emploi »ናይ ኣከባቢኻ ወይ ኣብ Fontaine d‘Ouche ከምኡ እውን des Grésilles >> voir carte ci-dessous)
- ፋይልኩም ይጽናዕ
- ደሓር ናይ PLIE. ኣሰናይነት ትረኽቡ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ