ናይ መንበሪ ገዛ ሓገዝ ንምርካብ
ምስ AL BPI - AUDACIA - ናይ ነበርቲ ኣገልግሎት
እንታይ ኢዩ?
ኣብ ምርካብ ገዛ ዘድልየኩም፣ ሓገዝ ንምርካብ፣ ኣብዚ ኣውዲ ዝሰርሑ ሓጋአቲ ኣሲስታት ሶሻል ክሕግዝኹም እዮም።ን እግሪ መገድኹም እውን እቲ መስርሕን ኣሰራርሓን ትፈልጥዎ።
i ምፍላጡ ኣገዳሲ! መንበሪ ንምሕታት እዚ ዝስዕብ ነገር ምግባር ይግባእ።
- ጠለብኩም ኣብ Vienne ዝርከብ ናይ መንግስቲ ምሕታት
- ቀዋሚ ምንጪ ምህላው
- ኣብ እቲ መድደብ እቲ ብዕቱብ ምንጣፍ
- ብኣሲስታንስ ሶሻል ምህባዝ (ምእንቲ መስርሕ ምሕታት ብ SIAክሓልፍ O ).
ንመን ኢዩ ፧
እንተነውሐ ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
86 - Vienne
እንተነውሐ ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
86 - Vienne
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ገዛ ንምርካብ
እቲ ዕላማ ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ገዛ ከም ዝሕተት ፣ ንምርኣይን ንምስናይን እዩ።
ኣብ መስርሕ ምርካብ ገዛ ምስናይ
ምስ ባጀት ሓታቲ ዝመጣጠን መንበሪ ንምርካብ። ብኸመይ ህይወት ብግቡእ ምምራሕን ምስልጣን ።
ኣብ ምቕያር ገዛ ምትሕብባር
እቶም ሰብ ሞያ ኣቲ ዓውዲ፣ኣቑሑት ገዛ ኣብ ምርካብ፣ ፋይል ናይ ኣከፋፍላ (ኤልክትሪክ ጋዝን ማይን ,)ከምኡ እውን ካልኦት ነገራትን ንምስላጥ ምሕጋዝ...
ኣከባቢኻ ብግቡእ ምድላጥ
እዚ ናይ ኣሰናይነት መስርዕ፣ እንተላይ ምእንቲ ንቐጻሊ ብገዛእ ርእስኹም ክኢልኩም ንምውሳእ እውን እዩ። ከምኡ እውን ገዛውትኹም ምፍላጥ ኣብኡ ዘሎ ሓገዛት `ልላይ ,ንጥፈታት ምስታፍ...
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዘሎ ሓገዛት ምፍላጥ
ተጠቀምቲ ናይዚ መስርሕ እዚ ንምዃን፣ ኣሲስታንስ ሶሻልኩም ኣብ SIAO.ሕተቱ