ኣብ ዓውዲ ስራሕ ስልጠና ንምውሳድ
ምስ ዮን ፍራንስ YOON France

ኣብ ዓውዲ ስራሕ ስልጠና ንምውሳድ

ምስ 
ዮን ፍራንስ YOON France

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ28 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዞም 4 ዓይነት ስልጠና ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም፣ ኣብ ፈረንሳ ንሳዕባ ሕጊ፣ ስራሕ ስደተኛ ንምፍላጥ፣ ኣብ ዝቕጽል ናይ ስራሕ ይህወትኩም ጠቓሚ ጊደ እዩም ዝጻወቱ፣ ነዚ ሓበሬታ ንምፍላጥ እንተደሊኹም

ኣገልግሎትና ካብ ሰዓት 9h ክሳብ 17h - ብምዝገባ

  • ሓፈሳዊ ፍልጠት፣ ብዛዕባ ምጥራይ ርእሰተኣማማንነትን መ ስተፈላለየ ባህሊ ዘለዎ ሰብ ምልላይን
  • ኣፍልጢ ብዛዕብባ መርበባት ሓበሬታ ናይ ንምስፋሕ ምስ ዝሕግዙና ሰባት ንምልላይን ፣ ሓበሬታ ምልውዋጥን።
  • መሰል ናይ ወጻእተኛታት ምፍላጥን: ዝሃሸ ኣፍልጦ መታን ክህምወኩም፣
  • ናይ ዝርርብ ብቕዓት፣ እብ ቅድሚ ህዝቢ ብዛዕባ ገዛ እርእስኹም ብዝርራብ ከም እትኽእሉ ማታ ደገፍ ምርካብ

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
10
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
10

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዓውደ ስራሕ ብዝሓሸ መገዲ ምርዳእ

ንዘለኒ መርበባት ብኸመይ የስፍሕ ? ብኸመይ ከ ብዛዕባይ ሓበሬታ የካፍል ?

ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ

ብዛዕባ ወጻእታኛን ናይ ስራሕ ዕድላይን ኣፍልጦ ኣለኒ ዶ ?ብ ከመይ ከ ን ስራሕ ቅሩብ ክከውን ይኽእል ?

ምስ ሕብረተሰብ ንኸመይ እወሃሃድ

ምስ ሕብረተሰብ ዘሎኒ ምውህሃድ ብኸመይ ከማዕብሎ ይኽእል ? ፣ ብኸመኡ ይወሃሃድ ? ጉዳያት ምስ ዝተሓላላኹ ብኸመይ እዩ ናተይ ተራን ድርኢትን ዝገልጽ ?

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብቐጻሊ ምጹና

ነፍሲ ወከፍ ሰኑይ ናይ ካብ ሰዓት 14h ክሳብ 17h ኣብ Lyon Olympique Échecs, 5 place du marché, 69009 Lyon (métro Valmy).

i ምስላጡ ኣገዳሲ : ኣብ ናይ ቼዝ ክለም ዝኣምሰለ ንጥፈታትና ክትምዝገቡ ኣለኩም

ወትሩ 3ይ ሰሉስ ናይ ነሲወከፍ ወርሒ , ካብ 9h ክሳብ 12h,ኣብ l'Arche de Noé, 3 rue Félissent, 69007 ሊዮን Lyon (métro D Guillotière).

ወትሩ ካልኣይ ረቡዕ ናይ ናፍሲ ወከፍ ወርሒ ካብ ሰኢኣት 9h ክሳብ 12h, ናይ Passage 33, 33 Rueናይ 8 Mai 1945, Villeurbanne (bus C17). እዩ ኣድራሻና

ብ ቴለፎን

07 82 45 44 06 ደውሉልና.

ብ ኢመይል

ናብ là contact@yoonfrance.com ኢኩም ጸሓፉልና . ንምዝገባ

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
YOON France

YOON France