ብቐሊሉ ንምድላይ፣ ብቐሊ ነሰንየኩም
ምስ ኣብ ፕሮግራም " ኣጊር Agir" ን " ኣክቸላተር Accélérateur"
እንታይ ኢዩ?
ኣብ ምድላይ ስራሕ ሓገዝቲ ዝኾኑ ክልተ መድረኻት ምሕላፍ።
እቲ ናይ ምስናይ መደብ ካብ 1 ክሳብ 6 mois ኣዋርሕ - ብምዝገባ እዩ
- ብ AGIR ተሰነዩ :
ምስ ወለንታውያን ኣገልገልቲ ብምርኻብ፣ ናይ ስራሕ ዓለም ክውነት ናይ ፈረንሳ ፣ ኣገባባት ምድላይ ስራሕን ፣ኣብ ዝሕብር ዎርክሾፓት ተሳተፉ።
ካብ 1 ክሳብ3 መድረኻት ፣ ከከም ድሌትኩምን ክእለትኩምን ተሳተፉ።
- ቀዳመይ 1ደረጃ : ጀመርቲ ወይ መለማመዲ ናይ ስራሕ ወይ 'ስታጅ 'ምድላይ
- 2 ደረጃ : ናይ ምድላይ መርባብ ሓበሬታ ምዝርጋሕ
- 3 ደረጃ : ን ተወዳደርቲ ንምዃን ዘኽእልለኩም ነገራት ምድላው
- ኣሰነይቲን ኣበራታዕቲን ነገራት :
- ብሳላ ለንታውያን ኣገልገልቲ ብምርኻብ፣ ናይ ስራሕ ዓለም ክውኑነት ናይ ፈረንሳ ፣ ኣገባባት ምድላይ ስራሕን ምፍላጥን ፣ምልላይ ምስ ትካላትን ፣ ናብኡ ንምብጻሕ እትዳለውሉ ነገራትን ምፍልጥ ....
- ብ ሞያንያን ፈረንሳውያን፣ መምህራን ናይ ስራሕ ዓለም ርዳኢት ከም ዝዓቢ ምግባር
- ምእንቲ ኣብ ነብስኹም ክትተኣማመኑ፣ ናይ ውልቂ 'ኮች' ወይ ኣሰልጣኒ ምርካብ : , ብቕዓትኩም ብግቡእ ምግላጽ፣ ኣሰራርሓ እተን ትካላት፣ ኣብ ምድላይ ዓውደ ስራሕ ምፍላጥ
- ዝተፈላለየ ናይ ስራሕ ሞዱል ወይ ኮዳት ንምፍላጥ፣ ኣብ ዝግበር ፣ ጠቓሚ ምኽሪ ዘለዎ ዎርክሾፓት፣ ብጉጅለ ምስታፍ
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ካብ 1 ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ካብ 1 ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምስ ኩነታትኩም ዝኸይድ CV ብኸመይ ከም ዝዳሎ ምኽሪ ምሃብ
ብኸመይ ሓደ CV ንሓጾ ? ብኸመይ ከም ምስ ናይ ፈረንሳ ኮድ ነሰማምዖ ?
ብከመይ ምድላይ ስራሕን ናይ ስራሕ መለማመዲ ስታጅ ንረክብ ሞያዊ ምኽሪ ምርካብ
ኣብ ምድላይ ስራሕ ኣለኹም ? ብኸመይ በብመድረኩ ከም ኣትኸዱ ትፈልጡ ዶ ?
ናይ ስራሕ መድለዪ መርበባት ምልላይ
ምስ ናይ መጻኢ ስራሕኩም፣ ብከመይ መርበብ ከም እትራኸቡ ትፈልጡ ዶ ?
ኣብ ምድላይ ስራሕ ብቐሊል ኣሰናዩን ሓጋዚን ምርካብ
ምስ ትካልና ብምርኻብ፣ ምኽሪ ናይ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝኽግዘኩም ምኽሪ ርኸቡ።
+ ክከም ኣሰራርሓ ናይ ኣሰነይኹም፣ ናይ ክትትልን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ መደብ ርኸቡ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቴለፎን
ብምድዋል 07 82 45 44 06 ተመዝገቡ.
ብ ኢመይል
ናብ contact@yoonfrance.com ተመዝገቡ