ሓደ ስደተኛ ንምስላይ ወይ ንምሕጋዝ
ምስ ኣብ ፕሮጀክት ናይ ለቬር LEVIER

ሓደ ስደተኛ ንምስላይ ወይ ንምሕጋዝ

ምስ 
ኣብ ፕሮጀክት ናይ ለቬር LEVIER

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 mars 2023

እንታይ ኢዩ?

LEVIER ኣብ መደብ ፣ ብፍላይ ኣብ 'ኢል-ደፍ-ራንስ' ን ስደተኛታት ኣብ ምሕጋዝ ፣ ብፍላይ ኣብ ስራሕን ስልጠናን ኣብ ምድላይ ዝተሓባበር ዕላማ ዝገበረ ማሕበር እዩ።

4 ኣዋርሕ ዝኸይድ ናይ ምስናይ ተግባር እዚ ዝስዕብ ኣገልግሎት ንህብ

  • ምህናጽ ውልቃዊ መደብ ወይ ፕሮጀክት
  • ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
  • ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ከም ዝዓቢ ምግባር
  • እቲ ስደተኛ ንባዕሉ፣ ናይ ስራሕን ትካላትን መድብ ኣብ ፈረንሳ ከም ዝፈልጥ ምግባር።
  • ኣብ ዓውደ ስርሓት ዝሕግዝዎ፣ ባእታትት ከም እኒ (CV, ደብዳቤን ናይ ተበግሶ ምጽሓፍን ካልእን...)
  • ኣብ ገዛእ ርእሱ ተኣማማንነት ከም ዝህልዎ ምግባር

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ኢልደ ፍራንስ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ዝቀደመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

ኣብ ኢልደ ፍራንስ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ዝቀደመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ሃብታም ተሞክሮ

ኣብ ሓደ ብ ሰብኣዊነት ዝተዓብለለ፣ ስልጠና ክትሳተፉ ትኽእኩ ኢኹም፣ተመክሮ ንምልውዋጥ፣ምስ ሰብ ዝተፈላለዩ ባህሊን ድሕረባይታን

ን ስደተኛ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ዓውዲን ክብ ንምባል

ኣብ መደብ LEVIER ብምስታፍ፣ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ክእለትኩም ኣማዕብሉ፣ ን ኣብነት ጠቓሚ ናይ ዝርርብ ብምግባር፣ ነብስኹም ገምግሙ ከም እውን ፣ ኣብ ዓውደ ስራሕ ናይ ፈረንሳ ተሳተፉ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኢመይልና

emma.petit@reseau-lepc.fr

ወይ ብ ተለፎን 07 61 55 63 12.

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Les entreprises pour la Cité

Les entreprises pour la Cité