ናይ መጓዓዝያ ደገፍ ምርካብ
ምስ ዊ ሙቭ Wimoov
እንታይ ኢዩ?
እዚ ደገፍ እዚ ፣ ሓደ ናይ መጓዓዝየ ጸገም ዘለዎ ሰብ መፍትሒ ከም ዝረክብ ምግባር ምስ ዝሕግዙ ሓደሽቲ ናይ መጓዓዝያ ሜላታት ምትእትታው እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ርእስኻ ክኢልካ ምጉዓዝ
ኣብ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳያት፣ ን ጥዕና ጠቀስ ጉዳያት፣ ትምህርቲ ፣ ስራሕ ፣ ኣብ ሞያዊ ስራሕ ንምስኳዕ ወይ ምስታፍ ምትብባዕ ወዘተ
ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ናይ መጓዓዝየ መፍትሒታት ምትሕሓዝ
ብ ቐሊሉ ከጓዕዘኩም ዝኽእል ህዝባውያን መጓዓዝያታት (ብሽክለታ፣ ብ ኤለክትሪክ ዝሰርሓ ብሽክለታታት, ኤለክሮኒካውያን ትሮቲኔት ወዘተ ,...), ግዝያውያን መኻይን፣ ግዜዊ ናይ ክራይ መኻይን covoiturage, ሓባራዊ መጓዓዝያ autopartage, ምጥቃም
ዝተፈላለዩ ዓይነት መጓዓዝየታት ምልላይ
ናይ ምንቅስቓስ መሰል ምፍላጥ፣ ናይ ምጉዳል ዋጋ፣ን ፣ መኪና ትምህርቲ ሓገዝ ምርካብ፣ ሓድሽ መኪና ንምግዛእ ምትሕግጋዝ ወዘተ።
ብዛዕባ ዝተፈላለዩ መጓዕያ ኣፍልጦ ምህላው
- ብከላ ዘወግድ መደብ ምኽታት
- ብ ሓባራዊ መጓዓዝያ ምጥቃም
- ምስ ሓደሽቲ ቴክኒካት ምልላይ
- ርእስኻ ኽኢልካ ምጉዓዝ
- ስራሕ ንኽትደሊ ፣ ምጉዓዝ
- ኣብ ዝተናውሐ ን መምርሒ ፍቓድ ትምህርቲ ምድላው
- ናይ መጓዝያ ባጀትኩም ንምጥዕዓም ወዘተ ዝሕግዝ እዩ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብ መገዲ 'ኣሲስታንት ሶሻልኩም ' ርኸቡና
ምእንቲ እቲ ኩሉ ሓበሬታ ክወሀብኩምን ከምኡ እውን ብ ኣባላትና ምዉቕ ኣስተንግዶት ክትረኽቡን
ብ ኢመይል
vosges@wimoov.org ኢልኩም ጸሓፉልና