ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ባህሊን ስነጥበብን
ምስ ምስ ፎ ኦል SAMA For All
ኣዳላዊ SAMA For All , Musées d'Orsay, de l'Orangerie et Picasso, Ville de Paris, UNHCR, DRIEETS, La Cité des sciences et de l'industrie, Fondation Berger Levraultኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 21 joursኣብ ስነጥበብን ባህልን ሞያታት ንምርካብን ኣብቲ ዓውዲ ንምውህሃድን ካብ 6 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ዝወስድ መደብ፤
- ሙዝየምን ኮንፈረንሳትን ምብጻሕ
- ን ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዙ ጽላላት ምኽያድ
- ስነ-ጥበባውን ባህላውን ሞያታት ብምርካብ ስራሕ ምቅልጣፍ
- ባህሊ ከም ንመግለጽን ምትእትታውን ብምጥቃም ኣረኣእያታት ምቕያር
- ኣብ ዙርያ ባህልታት ብዝርርብን ምክፋልን ባህላዊ ብዙሕነት ይድግፍ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ባህሊ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
dadanተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olena358ተርጓሚ/ሚት
lucie_samaforallኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
souad-sama for allኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ