ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 ምጽናዕ
ምስ ምስ መደብ መንእሰያን ናይ PIAL

ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 ምጽናዕ

ምስ 
ምስ መደብ መንእሰያን ናይ PIAL

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 août 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ ኦኢ ኣኤ ኤል PIAL - ን መግእስያት ስደተኛታት ኣብ ክሊ ዕድመ 16 ክሳብ 25 ዝዓመቶም ፣ ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽመልኩ ዝዓለመ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ቋንቋዊ ስለጥና ናይ ደረጃ A1 : እቲ እኳ

  • : 200 ሰዓታት ዝንውሓቱ
  • ኣብ ሰሙን : 21 ሰዓታ 3 jመዓልታት
  • ኣብ መንጎ ሰዓት 9hክሳብ 17h ዝወሃብ

እቶም ተሳተፍቱ ማንቲ ናይ ሞያዊ ትምህርታት (ከም እኒ PEE - Avenir jeunes.ካልኦትትን ..)ዝወሃብ ንምኽሳብ ፈተና ሂቡ ብቕዓቶም ይመዝን።

i ምፍላጡ ኣኣገዳሲ ነዚ ስለጥና ኣዚ ንምውሳድ፣ ብ ሚስዮን ሎካል ክትትል ዝግበረልኩም ክትኮኑ ይግብኣኩም።

ንመን ኢዩ ፧

ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ምዕባሌ ንምግባር

ድሕሪ 3ኣዋርሕ ጽዑቕ ተሳትፎ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና

መምዘኒ ብቕዓት ናይ ደረጃ A1 ይወሃበኩም

ኣብ መወዳእታ ናይ ስልጠና፣ =ሰርቲፊኬት ናይ DILF ወይ ናይ DELF A1, ብነጻ ትወስዱ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ን ዝከታተለኩም ሚስዮን ሎካል ተወከሱ

  • ፣እንተደኣ ሚስዮን ሎካል ዝከታተለኩም ኴንኩም፣ ኣብቲ ስልጠና ንኸመዝግበኩም ንመምህርኩም ሕተቱ ።
  • እንተደኣ ሚስዮን ሎካል ዘይብልኩም ድማ፣ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ሚስዮን ሎካን ክትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
11 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
F.I.D.E. (Formation Insertion pour le Développement et l'Emploi)

F.I.D.E. (Formation Insertion pour le Développement et l'Emploi)