ቅድመን ድሕሪ ኣብ ስራሕ ዓለም ምስታፍኩም ዘሰኒ ሓጋዚ ንምርካብ
ምስ መደብ ናይ " ኩፕ 2 ማ Coup 2 Mains"
እንታይ ኢዩ?
ብሞያያን ኣሰልተንቲን ተኸታታልቲን ዝወሃብ ናይ ሓፈሻዊን ውልቃዊን ኣሰናይነት መደብ እዩ።
እዚ "ሞኒተርነት " እዚ ን ደለይቲ ስራሕ፣ ንዝሓዝዎ ስራሕ ንኽቕጽሉን ንኽምዕብሉን ዕድል ይፈጥር እዩ፣ ፣ እቲ መደብን ናይ "ክትትል " ካብ 6 ሰሙናት ክሳብ 6 ኣዋርሕ ክዝኸድ ይኽእል ፣ ንኣብነት ኣብ (ሰራሕተኛተት ፣ ስራሕን ትምህርቲን ዘፋርቑ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ልምምድ ናይ ስራሕ ወይ ፎርማስዮን ዘለዉ ሰባት ወዘተ )ክኸውን እዩ ።
ን ኹሎም ኣብ ምድላይ ስራሕ ዘለዉ ሰባት፣ ዲፕሎም ዘለዎምን ዘይብሎም፣። ኣብ ክልል ኩሉ ዕድመ ዘለዉ፣ ክኸውን ይኽእል።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ :ኣብዚ መደብ ንምጽንባር፣ ኣቶም ሰለይቲ ስራሕ ኣብ ምድላይ ስራሕ ብጭቡጥ ዝነጥፉ ክኾኑ ይግባእ።
እቶም መድረኻት :
• ርክብ ምግባር :ድሌትኩም ምፍላጥ፣ መደብኩም ምስናይ
• ሓደ ወይ ሓንቲ ሓጋዚ ምርካብ - candidat (ምስ ድሌትኩምን፣ ዕላማኹምን ፣ ከምኡ ኣውን ጥቓ ምስ ዝነብሩ ሰባት እንተኾይኑ ምምራጽ )
• እቲ መደብ ብጭቡጥ ንምጅማር ስሩዕ ናይ ቆጸራ መደባት ምውጻእ። )
• ዘድልዩ ዶክሜንታት ምእካብ
• ምስቶም ኣሰነይቲ ብስሩዕ ምርኻብ
• እንተደኣ ሽግር ተፈጢሩ ፣ ኣላዘብቲ ንምዃን መታን ክኾኑኹም ሓሳብኩም ምክፋል
• በቲ ናይ Cravate Solidaire.'ክራቫት ሶሊዳሪቲ' ፣ ዝወሃብ ናይ ሞያውያን ምኽሪን፣ንምርካብ ቆጸራ ምሓዝ።
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 6 ሰሙናት ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ካብ 6 ሰሙናት ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሞያዊ ምኽሪን ምስናይን
ከከም ናይ ስራሕ መደብኩምን ፣ ሞያዊ ድሌትኩምን ዝኸይድ ፣ ዝተፈላለየ ናይ ሰብ ሞያ ምኽሪን ኣሰናይነቲን ኣገልግሎት ምርካብ።
ኣቲ ሞኒተር ወይ እታ ሞኒተር ፣ ሕቶታትኩም ንምምላስ ድሉዋት እዮም።
ናይ ስራሕ ዓለም ክውንነት ምፍላጥ
ብሳላ እዚ ናይ ሞኒተር ሓገዝ፣ ናይ ትካላት ኣሰራርሓ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዘለወን ፖሊሲን ክትፈልጡ ኢኹም። .
ስለዝኾነ ድማ ነቲ ናይ መጻኢ ስራሕኩም ንምርካብ ዘድልየኩም ምድላዋት ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብ ላ ክራቫት ሶሊዳሪቲ ንምስናይ Cravate Solidaire ርኸቡና
- ብ ቴለፎን : 06 52 74 29 05 ዉይ
- ብ ኢመይል : mentorat@lacravatesolidaire.org.
ንሕና ሓጋዚ ዝኾነ፣ እኹል ዝኾነ ናይ ስራሕ፣ ምክሪ እዋን ክንህበኩም ድሉዋት ኢና፣