ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ
ምስ ኣብ ኡኒተ ሎካል ናይ ቀይሕ መስወል ኣብ ካሌስ

ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ

ምስ 
ኣብ ኡኒተ ሎካል ናይ ቀይሕ መስወል ኣብ ካሌስ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ8 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ል ፣ ዩኒቲ ። ሎካል ዝተባህለ ናይ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፣ ን ኣብ ካሌስ ዘለዉ ስደተኛታት ፣ ብነጻ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ይህብ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

62 - Pas-de-Calais

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

62 - Pas-de-Calais

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ደረጃ ክእለትኩም ዝኸይድ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ

ዩኒ ሎካ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 11:30 ወይ ካብ14h ክሳብ 17 ሰዓት

ኣቲ ስልጠና ዝወሃብ 4 ደረጃታት : ደረጃታት

  • መሃይም
  • ጀመርቲ
  • ማእከሎት
  • ዝሰጎምሙ

ኣጸዋውዕኡ ድማ B1/B2 du DELF, ይበሃል ብ ኣመዳድባ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ዝተለከዐ ድማ እዩ።

ንስራሕ ክትክተቱ ዝገብር ስልጠና

ቋንቋ ፈርንሳ ምጽናዕ ፣ገዛእ ርእስኹም ነቲ ዝነበረኩም ዓውደ ስራሕ እተሰስንሉን፣ ጥራይ ዘይኮነ፣ ሓድሽ ናይ ሞያ ናይ ምምሃር ዕድል እውን ክከፍተልኩም ይኽእል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና !

ብ ቴለፎን : +33 3 21 19 36 60

ኣድራሻና 57, rue Magenta - 62100 Calais ፌርማታ ኣውቶቡስ፣ ላፋየት Lafayette, መስመራት 1, 3, 4 ከምኡ ውን Balad'in ባላዲን)

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተወከሱ: https://pasdecalais.croix-rouge.fr/nous-contacter/

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
La Croix-Rouge

La Croix-Rouge