ብነጻ ናይ ምሕካም መሰል ንምሕላው
ምስ ሊስዮን ሎካል ናይ ዶረል-ረቨርሞ Dole-Revermont
ብነጻ ናይ ምሕካም መሰል ንምሕላው
ምስ ሊስዮን ሎካል ናይ ዶረል-ረቨርሞ Dole-Revermont
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 2 juin 2022
እንታይ ኢዩ?
ናይ ሕክምና ሓገዝን ክንክንን ንምርካብ :
- ምስ ዝተፈላለዩ ዓይነታ ሓኻይም ወይ ስፔሻልስት ንምኻድ
- ዝግብኣኩም ሕክምና ንምርካብ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
39 - Jura
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
39 - Jura
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ስነ ኣእምሮ ይኹን
እንተደኣ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ ደሊኹም ኣብ ናይ ክትትል Mission locale. ዝርክርብ ክልኒካት ምርካብ ይከኣል እዩ።
ናይ ሕክምና ሓገዝ ምስ ኣብ ኣከላቡኹም ዝርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕና
ሓገዝ ንምርካብ :
- ሓደ ቐዋሚ ሕክምና ማለት (PASS) ዝግባእ ክትትል ናይ ሕክምና፣ ኣፍልጦኹም መሰል ኣብ ምርካብ ጥዕና ምርካብ ።
- ሓደ ናይ ስነኣእምሮ ሕክምና (CMP)መታን ናይ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ክትትል ክትረኽቡ
ናይ መአዲተሽን ወይ ናይ ሱባኤን ኣስተንትኖትን ስውጠት ንምርካብ
ን ምሕዋይ፣ ን ክትገብርዎ ዘለኩም ክትትል ሕክምናን
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ን ሓገዝትኹም፣ ም ኣሲስታንት ሶሻልን፣ እባላት ናይ ፖለምፕልዋን ሕተቱ
እንተደኣ ኣብ ሚስዮን ሊካል ምዝጉብት ኴንኩምን ሓገዝትኹም ፣ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ ከም ዘድልየኹም ምሕታት ኣይትጠራጠሩ
ብ ቴለፎን ቆጸራ ውሰዱ
ቆጸራ ንምሓዝን ኣብ ኣከባኢኹም ዝርከቡ ኣማከርቲ ንምርካብን ብ 03.84.72.53.18 ደውሉልና
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ