ናይ ትያትር ስልጠና
ምስ ትያትር ደ ለ መር Le Théâtre de la mer

ናይ ትያትር ስልጠና

ምስ 
ትያትር ደ ለ መር Le Théâtre de la mer

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ25 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

  • እዚ ናይ ትያትር ስልተና እዚ ን ደቂ les 18 - 25 ዓመት ሰባት ነጻ ዝኾነ ኣኣገልግሎት ዝህብ እዩ።

ካብ ዝተፈላለዩ ድሕረባይታ ንዝመጹ ሰባት፣ ኣብ ቀዋሚ ናይ ልምምድ ሰዓታት ።

  • ናይ መድረኽ ድራማ ን ደቂ 18 - 25 ዓምት

ካብ ዝተፈላልዩ ቦታ ብመጹ ተሳተፍቲ፣ ከከም ናታቶም ናይ ሰዓታት ክውንነት ብዝምእምእ መገዲ እዩ እቲ ናይ ልምምድ ሰዓታት ዝካየድ

i ኣገዳሲ ሓበሬታ:ኣብቲ ናይ ትያትር ስልተና ንምስታፍ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ምምልኽ ኮነ ነቲ ሞያ እትመልኩ ምስ ዘይትኾኑ ኣይትሰከፉ፣ ዕላማና ንምስልጣንኩም እዩ። ተርጎምቲ እውን ኣለዉና።

i ክፍለጥ ዘለዎ ! እቲ ስልጠና ኣብ ምሉእ ዓመት ክፉት እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ

ን 10 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ

ን 10 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ድራማ ቴክኒካት ምፍልጥ

ን 10 ኣዋርሕ

ሓደ ናይ ኮሜድያን ግሩፕ ከሰንየኩም እዩ።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና። እቶም ኣርቲስት፣ ኣብእቲ ዞባና፣ 3 እውን ምርኢት ነዳሉ

ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዕቤት ንምርኣይ

ብሳላ እዝ ስልተናን እዚ ኣ፣ ደረጃን ጽሬትን ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽከተርእዩ ኢኹም ።

ውልቃዊ ሃብቲ ናይ ባህሊ ምክዕባት

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግሩፕ ዝተፈላለዩ ዝድሕረባይትኦም ሰባት ትራኸቡ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

እንተድደኣ ክትሓብሩና ደሊኹ። ን Antoine Mahaut ኮሜዲኣን ፣ ኣወሃዲት እቲ መደብ ርኸብዋ.

  • ብ ቴልፎን : 04-86-95-35-94
  • ኣኢመይልl : partenariats@letheatredelamer.fr ou communication@letheatredelamer.fr
  • ኣብ ኣድራሻና Au Théâtre de la Mer : 53 rue de la Joliette, 13 002 Marseille ኣርሰይ

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢሰኦእታ 9h30 ክሳብ 17h00. ምጹና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Association Le Théâtre de la Mer