ናይምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምስላጥ ሓጋዚ ንምርካብ
ምስ ሞዛይክ Mosaïc
ናይምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምስላጥ ሓጋዚ ንምርካብ
ምስ ሞዛይክ Mosaïc
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 26 avr. 2022
እንታይ ኢዩ?
Mosaïc ሞዛይክ ኣብ ሳንት መነሆልድ Sainte-Ménehould.ይርከብ
ዝህቦም ኣገልግሎታት ድማ :
- ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ስርሓት ምጽፋፍ
- ተጠቃምነት ናይ ኮምፑተር
- ዶክሜንታት ምሕታምን ፎቶ ኮፒ ምግባርን
- ን ዝቕጽል ስራሕ ምድላው
- ናይ ኢንተርኔት ሓገዝ ምሃብ
- ናይ ህጻናትን ቤተሰብን ንጥፈታት ምክያድ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
51 - Marne
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
51 - Marne
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ምምሕዳራዊ ስልጠና ሓገዝ ምርካብ
ሓደ ሞያዊ ሰብ ፣ ኣሰንዩ ብምሕጋዝ ናይ ምምሕዳር ጉዳይኩም ምጽፋፍ
ነጻ ናይ ኮምፑተር ኣገልግሎት
ን ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳይት ንምጽፋፍ ኮምፑተር ምጥቓም
ሓያሎ ሓገዝቲ
ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ዝወሃብ ናይ ምኽሪ ኣኣገልግሎት
- ምክልኻል ሕማቕ ነገር
- ማሕበራዊ ምትእኽኻብ
- ናይ ጽምዲ ዓለም
- ቤተሰብ
- መንእሰያትን
ን ኢንተርኔ ብግቡእ ንምጥቃም ምኽኣል
ን ሓገዝ :
- እብ ኢድኩም ዘላ ቴለፎ፣ ኮምፑተር ወይ ታብሌት ምምላኽ
- ምሕጋዝ ን ቖልዑ ኣብ ትምህርቲ
- ናይ ወብሳይት ኣጠቓቕምኡ ምፍላጥ Réfugiés.info,
- ሓበሬታ ምርካብ ...
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቖጸራ ርከቡና !
- ኣብ : 50 avenue de Pertison 51800 Sainte-Ménehould
- ኢመይል : mosaic@cc-argonnechampenoise.fr
- ቴለፎን : 0326605992
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ