ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ለ ሶስዮካልቱራል Ecrins

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ 
ለ ሶስዮካልቱራል Ecrins

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ25 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ብነጻ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 1 ክሳብ 10 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

5 - Hautes-Alpes

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 1 ክሳብ 10 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

5 - Hautes-Alpes

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቋንቋ ፈነንሳ ንምጽናዕ

ብ ነጻ ንቋንቋ ፈረንሳ ከም ዝርደኣኩም ምግባር

ሓደሽቲ ሰባት ንምልላይ

ምስ ደቂ ዝተፈላለዩ ሃገራት ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ባህላዊ ንጥፈታት ምስታፍ

ነዚ ንምግባር ባህላዊ ማእከልና ተመዝገቡ

  • ብ ቴለፎን: 04 92 23 11 09
  • ኢመይም : cscsaintjean@cc-paysdesecrins.com
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Communauté de Communes du Pays des Écrins

Communauté de Communes du Pays des Écrins