ናይ ቤት ፍርዲ ዝምልከት ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ
ምስ ምስ ማሕበር l'association Parabole
ናይ ቤት ፍርዲ ዝምልከት ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ
ምስ ምስ ማሕበር l'association Parabole
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 30 mars 2022
እንታይ ኢዩ?
- ሓበሬታ ን ስደተኛታ ፣ ኣብ መስርሕ ምሕታት ዑቕባ ከም ( ምርካብ ጠባቓ) ከምኡ እውን ኣብ ኢንተርነትን ን ብቴለፎንን ብኣካልን ሓበሬታ ንምርካብ
- ከምኡ ኣውን ኣብ ናይ ምምሕዳር ጉዳያቶም፣(ደብዳቤታት ምጽሓፍ ምምላስ ወዘተ ) ዝዓለመ ሓገዝ ምሃብ
- ኣብቲ ቦታ ዘሎ ኮምፑተር ናይ ምጥቃም ዕድል ምሃብ
i ኣገዳሲ ሓብሬታ : እቶም ወለንታኛታት ን ቋንቋታት ፈረንሳ፣ ዩክሬንያ፣ እንግሊዝ ራሻን ፖላንድን ፣ ን ከገልግልኹም ድልዋት እዮም .
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ውልቃዊ ናይ ምስናይ ሓብሬታ ንምርካብ
ነተኦም ተጠቀምቲ ናይቲ ኣገልግሎት፣ እቶም ወለንተኛታት፣ ምስ እቶም ስደተኛታት ብምርኻብ ፣ መፍትሒ ንምርካብ ይጽዕሩ፣ ከምኡ እውን ምስ ካልኦት ትካላት ከም ንተሓባበር ክንገልጸልኩል ንፈቱ
ነጻ ናይ ጠበቓ ዕድል ንምርካብ
ንሕና ብፍላይ ምስ ፣ ናይ ምሕታት ዑቕባ ስተኣሳሰር ጉዳያት ኢና ንሰርሕ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ማሕበርና ተራኸቡ
- ኣብ 26, rue de la Solidarité, Paris 19ème.ቤት ጽሕፈትና ክፉት እዩ ሰሉስን ሓሙስን ዓርቢን ኣብ መንጎ 10hን18h.
- ብ ቴለፎን +33687203435 et +33684873659.
- ብ ኢመይል : parabole.asso@gmail.com.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ