Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ህይወት ኣብ ፈረንሳ ንምጥያስ

ምስ ሓፈሻዊ ሓገዝ ስደተኛታት ኣብ ዞባ፣ ቪሲኦናሰ Région Vaisonnaise (ካርቭ )

ኣዳላዊ Aide aux Réfugiés en Région Vaisonnaise ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому

ማሕበርና ን ኣብ ኣከባቢና፣ ፣ ቫኢዞን ደ ሮማይን Vaison-La-Romaine ንዘለዉ፣ ስደተኛታት ካብ እንሕግዝ፣ 6 ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ። ዕላማና ድማ፣ ንምጥያስን ንምስላጥን እዩ፣ እቲ ጽንሒቱ ድማ ( ካብ ክሳብ 4 ዓመታት ከከም ኩነታቱ).

ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ክሕተት ይከኣል እዩ :

  • መዓልታዊ ህይወት (መግቢ፣ መጽለሊ ,…),
  • ናይ ስልጠነ መደብ
  • ትምህርቲን ሓገዝ ናይ መጽናዕ
  • ኣብ ምትሕሓዝ ስራሕ
  • ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስላጥ

i ኣገዳሲ ጉዳይ!

ምስ ዝተፈላለየ 14 ክፍልታት ብምትሕጋዝ፣ ዝመልከት ኣብ ርዶመ ኣርደችሀ፣ ቫቹሉስ ዝምልከት እዩ። « Plateforme des Comités d’Accueil des Réfugiés en Drôme, Ardèche, Vaucluse » (CARDAV).

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምጹ ን ቋንቋ ፈረንሳ ምሳና ተመሃሩ

ናብ ንቤትጽሕፈት ጉዳያት ፣ ከነሰንየኩም ኢና።

እዚ ማሕበር ክሕግዘኩም እዩ

ማሕበርና ን ካብ ኲናት ዝሃደሙ ስደተኛታት ዘምለጡ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንኽትረኽቡና ኣይትጠራጠሩ :

  • ብ ኢመይል : CARRV@orange.fr
  • ብ ቴለፎን : 04 90 37 62 98

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • denissተርጓሚ/ሚት
  • arrvኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles