ምስራሕ ኣብ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ
ምስ ምስ Terre 2 Cultures
ኣዳላዊ Terre 2 Cultures ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуTerre 2 Cultures ዝተባለ ማሕበርና ፣ ን ስደተኛታት ኣብ ስራሕ ኣብቲ ዓውዲ ማለት ሕርሻ ንኽሳተፉ ዝደልዩ ሰባት ምንጣፍ እዩ ዘተባዕ ።
ማሕበርና ስራሕን መንገሪን ኣብ ኣብ እንዳ ሕርሻ ማለት እቲ ሰራሕተኛ፣ ኣብ እቲ ዝሰርሓሉ ገዛ ናይ ሕርሻ ኣብ ምንባር ሓገዝ ስለ ዝግበር፣ ማሕበራዊን ፣ ትምህርታዊን ባህላዊን መደባት ኣብ ምስታፍ እውን ይነጥፍ እዩ።
ንዝይዳ ሓበሬታ ኣብዚ ቪደኦ ተዓዘቡ: Qui sommes-nous ?
ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ገጽና ተዓዛቡ : terre2cultures.fr
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
jasmineተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
vnatikተርጓሚ/ሚት
thaïs.t2cኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
terre 2 culturesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ