ምርካብ ን ትምህርትቲን ስራሕን ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ዘኽእል ስልጠና
ምስ ፖል ኢችሉድ ኣቨክ Pôle Inclusion AVEC
ኣዳላዊ Association d'Éducation Populaire pour l’Égalité des Chances ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуንዝተፈላለዩ ኩለመዳያዊ ደገፍ ዘለዎም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፤
- ምኽኣል ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ኣመሓይሽ
- ምርካብ ስራሕ ብቐሊሉ
- ምሕላው ምምሕዳራዊ ዕማማትካ
- ምእንቲ ክትክሉ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ናጻ ብምዃን
ምፍላጡ ዘገድስ ንህጻናት ዝኸውን ኣካዳሚያዊ ደገፍን ኣብ እዋን በዓላት ንጥፈታትን እውን ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
freymuteተርጓሚ/ሚት
association avecኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ