ብ ፈረንሳ ክትዛረብ ምኽኣል
ምስ ምስ ወለንተኛታታ ናይቲ ቤተ መጽሓፍቲ (bibliothèque des champs libres) ንምዕላል

ብ ፈረንሳ ክትዛረብ ምኽኣል

ምስ 
ምስ ወለንተኛታታ ናይቲ ቤተ መጽሓፍቲ (bibliothèque des champs libres) ንምዕላል

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ዙርያ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምስ እቶም ቋንቋ ፈረንሳ ዝመልኩ ስባት ክትዘራረቡ ምእንቲ ዕድል ንምሃብ ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ዓርቢ ካብ ሰዓታትe 16h15 ክሳብ 17h45

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ዓርቢ ካብ ሰዓታትe 16h15 ክሳብ 17h45

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቋንቋ ፈረንሳኹም ንምምሕያሽ

ሓደ ጽቡቕ እዋን ኣብ ዝርርብ ቋንቋ ፈረንሳ ምሕላፍ

ምስ ካልኦት ሰባት ምርኻብ

እቲ ዕድል እቲ ብምጥቃም፣ ምስ ዘይትፈልጥዎም ሰባት ትፋልጡ

ብነጻ ምዝገባ

ምንም እትኸፍልዎ ነገር የሎን

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆቸራኹም ኣብ bibliothèque des champs libres ይኹን

ኣብ ኣድራሻና ኣብ l'espace vie du citoyen የራኽበና ወትሩ ዓርቢ 16h15 ክሳብ 17h45. ኣብ ሰዓታት ቆጸራ ኣይትደንጉዩ፣ (እንተደጒኹም ካብ 15 ንላዕሊ ክኸውን የብሉን).

i Bክፍለጥ ዘለዎ! ብዘይ መዝገባ 13 ሰባት ኣብ ሓደ እዋን

ኣብ እቲ ናይ ቤት ንባብ ኣድራሳሻና: 10 Cours des Alliés, Rennes እዩ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
bibliothèque des champs libres

bibliothèque des champs libres