ኣብ ውልቃዊ መደባት ናይ ስራሕ ሓገዝ ምርካብ
ምስ ሚቲንግ ብረይዝህ Melting Breizh
እንታይ ኢዩ?
Melting Breizh,ሓደ ን መንእሰያት r ስደተኛታት ካብ ክሊ ዕድመ 16ክሳብ 25 ዓመት ንዘለዉ ኣብ መዓልታዊ ናይ ህይወቶም ብዝሓተትዎ መልክዕ፣ (ኣብ ምርካብ ገዛ መጓዓዝያ ን ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ዝሕግዝ እዩ...).
ንመን ኢዩ ፧
ክሳብ 36 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ክሳብ 36 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ን መንእሰያት ስደተኛታት
ኣብ ውዑይ ዕድመ መንእሰያት BPI (ማለት ወረቐት ንዘለዎም ) qui prend en ከከም ናታቶም ኩነታት ፣ ማለት :ቋንቋ ፣ ገዛ ። ማሕበራቢ ኣገልግሎት፣ ስራሕን ዝዓለም ሓገዝ ንምግባር እዩ።
Tሰለስተ ሓገዝቲ ነገራት
- ማሕለኻታት ናይ : ቋንንቋን ብምእላት ፣ ጥዕና ብምሕላው ፣ ምውህሃድ ምስ ሕብረተሰብ ፣ ባህሊ፣ ስፖርት ፣ተኾስኩሶም ንኽዓብዩ ፣ ብቕዓቶም ን ኸውሕሱን ዝገብር መደብ እዩ።
- CAP + :ን ሓደ መንእሰይ ኣብ ሰለስተ ዓመታት ሞያዊ ንምግባር ዝዓለመ ስራሕ ምጽንባር.
- ኣብ ቅልጡፍ ስራሕ ምጽማድi: ምስቶም መንእሰያት ብምልላይ፣ ናይ ስራሕ ዕድላት ብምፍጣር ፣ ብ ቑጠባ ርእሶም ከም ዝኽእሉ ይገብር።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ምስ ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከቡ፣ ሚስዮን ሎካል ተወሃሃዱ
ርኸቡና ኣብ ዚ ብምጥዋቕ : https://www.missions-locales-bretagne.fr/jeunes-16-25-ans/
ከሰብቲ ናይ መደባትና ንምዃን ኣብ ጨንፈራትና ርኸቡና
- ኣብ ዊ ኬር We Ker: 02 99 78 00 78
- ዱ ፓሌ ሳንት ብሩስ du Pays de Saint-Brieuc: 02 96 68 15 68
- ዱ ፐዪ ብረስት du Pays de Brest: 02 98 43 51 00
- ናይ ፓይ ደ ኮርከይ Pays de Cornouaille: 02 98 64 42 10
- ናይ ፐይ ደ ሎረንት Pays de Lorient: 02 97 21 42 05
- ናይ ፓይ ደ ቫንን du Pays de Vannes: 02 97 01 65 40
ኣብ ህንጻ ናይ CFA ን ናይ CAP+ ስልጠናታት
ብዛዕባ CAP + ጥቓ ህንጻ CFA:
- ሳንት ጊርግSaint Grégoire: 02 99 23 61 00
- ፕለሪንPlérin: 02 96 79 89 79
- ክዊምፐር Quimper: 02 98 95 97 26
- ቫንነል Vannes: 02 97 63 43 09