ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ D²

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር

ምስ 
ምስ D²

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ28 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ብ ነጻ ዝወባብ ስልጠና፣ ኣብ Callac. ንዝነብር ሰብ

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ ኩሉ ሓሙስ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16 እዩ ዝወሃብ

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ወትሩ ሓሙስ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

መላእ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

22 - Côtes-d'Armor

ኣገዳሲ

ወትሩ ሓሙስ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

መላእ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

22 - Côtes-d'Armor

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ወለንተኛታት ብ ወግዒ ምዝርራብ

እቶም ስልጠናታት ብ ወለንተኛታታ ዝወሃቡ ክኾኑ እንከለዉ፣ ኣብ ምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳ ብፍላይ ከሰንይኹም ደስ ይብሎም።

ካልኦት ሰበት ምፍላጥ

እቲ ኣጋጣሚ ካልኦት ሰበት ንኽትፋለጡ እውን ክሕግዝኹም እዮም።

ብነጻ እዩ

እቶም ናይ ስልጠና ዎርክሾባት ብነጻ እዮም

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ሎካል D² ተመዝገቡ

ተመዝገቡ ኣብ ናይ ሓሙስ ዝወሀብ ስልጠና መታን ክትሳተፉ፣ ናይ ምሸት (14h-17h) ከምኡ እውን ናይ ቀዳም ንግሆ (10h30-12h30)

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
d²