Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪምምሕዳርፓስፖርት ኑሜሪክ ን et ኦፐን ክላስ ሩም

መሰረታዊ ናይ ኢንተርኔት ቴክኖሎጂ ንምጽናዕ

ምስ ፓስፖርት ኑሜሪክ ን et ኦፐን ክላስ ሩም

OpenClassroomsኣዳላዊ OpenClassrooms , Pôle emploiኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እዚ ብ ኦንላይን ዝወሃብ ፣ ስልጠና ዕላምኡ ድማ ፣ ን ኮምፑተር ብምምላኽ ፣ ስራሕ ንክኽትጥቀምሉ ደረጃ ክብ ንምባልን እ።

ኣብዚ ስልጠና ብምስታፍ ዝጥረ ብቕዓት :

  • ኣጠቓቅማ ኮምፑተር
  • ኣብ ኢንተርነት ዘድልዩና ሓበሬታ ምርካብ
  • ኢመይልን ካልእን ሕሳባት ምኽፋት (ዎርድ ፕሮሰሰር)
  • ምስ ዝተፈላላዩ ኣካላት ኢመይል ምምልላስ ንምኻኣል
  • ብከመይ ኣብ ን ኣካውንትኻ ዕቁብ ትገብሮ
  • ብቐሊሉ ዘጋጥሙኻ ጸገማት ምፍታሕን

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና ድማ፣ ንብቕዓትኩም ዝግምግሙ፣ ደያኑ ብዝህብዎ ገምጋም መሰረት ዝገበረ ሰርቲፊኬት « ዲጂታል ፓስፖርት »ትጭብጡ

እቲ ዝርዝራት ናይቲ ፕሮግራም ወይ መደብ እዚ ዝስዕብ እዩ። ici .

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ኣዋን ስልጠና፣ ኣብ ዓውደ ስራሓት ኣድለይቲ ዝኾኑ ነገራት

- ሓደ ሞያዊ ጉዕዞ ምድላው

- ንመሳርሕትኹም ሓደ ሓድሽ ነገር ምልላይ

- ብ መገዲ ዲጂታላዊ ዓለም ፣ ንናይ ስራሕ ስልተና ክብ ምባል

- ሓለዋ ናይ ዲጂታል ዓለት ንምጥንኻር ምኽኣል

-ሓደ ሓሳባዊ ወይ ናይ ፈጠራ ጉዕዞ ፣ ብምምሃዝ ምቕራብ

ኣብ ቅድሚ ኮምፑተርኩም ብምዃን ፣ ከይተንቀሳቐስኩም ዝወሰድኩሞ ስልጠና፣ ናይ ሞያ ብቕዓት ከም እተጥርዩ ክገብረኩም ይኽእል እዩ.

4 ኣዋርሕ ምሉእ (30 ሰዓታታ ኣብ ሰሙን ብጠቕላላ 500 ሰዓታት), እቲ ፕላትፎርም ን 24h/24, 7 ክፉት/7 ምስናይ ፣ ናይ ሓደ ሞኒተር ኣሰናይነቱ (በዓል ሞያ) ኣብ ኩሉ እዋን ናይ ትምህርትኹም ዘለዎ።

እዚ ስልጠና 100% ነጻን ዝተመወለን እዩ
ምኽፋት መፍትሒ - ማዕዶ 100% ኣኣብ ኦን ላይን » de Pôle emploi,ምዝጉብ ንዝኾነ ሰብ ዝወሃብ ሰልጠና፣ ብዘይ እፈላላይ ናይ ዕድመ።

እዚ ስልጠና ን ኹሉ ፣ እዋን ናይ ዓመት ኣብ ኩሉ ክፋል ፈረንሳ ክፉት እዩ።

ዲፕሎም ዘይብሉ ሰብ ዝሳተፎ፣ ስልጠና ናይ ኮምፑተር። .

ን ኽትሳተፉ ግን ቀዳምነት ይሓትት :

- ኣብ ፖሎምፕልዋ ምምዝጋብ

- ጽቡቕ ናይ ኢንተሬት ኮነክሽን ዘለዎ ኮምፑተር ምህላው

- እንተደኣ ፈረንሳ ቋንቋ ኣዴኹም ዘይኮይኑ፣ ናይ ቋንቋ ብቕዕዓትኩም B1 - B2 ምስ ዝህልወኩም እዩ ተመራጺ፣ መታን ነዚ ስለጠና ብብቕዓት ክትርድእዎ።

- ነቲ ሓደ ጥርኑፍ ፈተና፣ ካብ 1 ክሳብ 5 ደረጃታት ናይ ፈተና ብምሕላፍ ናይ 50 ሚእታዊት ኣብ 5 ዓውድታት ፈተና ዘውህበኩም ፈተና ምሕላፍ ኣለኩም ።

ኣኼባ ናይ፣ ኦንልይን ምግባር እውን ፣ ተመካራይ እዩ ቅድሚ ምጅማር እቲ መደብ

  • ኣሰራርሓ ናይ d'OpenClassrooms ከምኡእውን ጠቕምታት ናይ ስልተና ኣብ እንላይን ምፍላጥን
  • ፍሉይ ሓበሬታ ብዛዕባ "ዲጀታል ፓስፖርት ምፍላጥ"
  • ብከመይ ተወዳደርቲ ክትኮኑ ከም እትኽእሉ ንምፍላጥ
  • ብቐጥታ ሕቶታት ምቕራብ

ኣብ ኦንላይን ዝግበር ኣኼባ ንምስታፍ ኣብዚ ጠውቑ ici (ዕለት ምረጹ).

ከመይ ንገብሮ?

1. በዚ ብምጥቃቕ ተመዝገቡ ::ici.

2. ኣብ ናይ ኢንተርኔት : oc.cm/candidature-ref-info ኣቲኹም ተመዝገቡ

  • ፎርሙላ ናይ ኮንትራት ምልኡ
  • ሕጹያት ተወዳደርቲ ኴንኩም ንምቕራብ፣ (CV, ምኽንያት መሳተፊኹም , ውልቃዊ መደብኩምን ግለጹ...)
  • ብ ቪድዮ ኮንፈረንስ ምስ ፣ ኣዋሃሃድቲን እቲ መደብን ሓለፍቲ ሰልጠናን ፣ ቃለ መጠይቕ ግበሩ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

margotgltmargotgltምምሕዳር
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbafatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
openclassroomsopenclassroomsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles