ኣብ ስራሕ ዓለም ዘተሓሕዘካ ሓገዝ ምርካብ።
ምስ ምስ Job academy - réfugiés
እንታይ ኢዩ?
እዚ ተኽእሎ ናይ ምስናይ እዚ ን ሰደተኛታት ምሕጋዝ ዝዓለም እዩ።
ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም፣ ሞያ፣ ብቕዓት፣ ተመክሮ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ምጥራይ
- ስልጠና ንኽረኽቡ ምግባር
- ነቲ ዝመረጽዎ ሞያ ዝምእምእ ናይ ቋንቋ ብቕዓት ብቕዓት ከም ዘጥርዩ ምግባር
- ኣብ ሓባራዊ ባህላዊን ስፖርታዊን መደባት ምስታፍ
እዚ ናይ ምስናይ ኣብ መደብ እዚ ኣብ እዚ ዝስዕብ ከተኩር ተስፋ እግበረሉ።
- ኣብ ናይ ውልቂን ናይ ሓባርን ዝጠቕም ናይ ዓውደ ስራሕ መደባት ምክያድ
- ብመሰረት ናይ ናፍስወከፍ ድሌትን ኩነታትን ዝኸይድ ናይ ቀጻሊ ሓገዝ ርካብ መደብ ምክያድ
ንመን ኢዩ ፧
Titre de séjour ማለት ናይ ስደታኛ ወረቐትን ከምኡ እውን ፌትማ ናይ du CIR/CAI ክህልወኩም ኣለዎ
ን 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
25 - Doubs
Titre de séjour ማለት ናይ ስደታኛ ወረቐትን ከምኡ እውን ፌትማ ናይ du CIR/CAI ክህልወኩም ኣለዎ
ን 6 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
25 - Doubs
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ጽቡቕ ኣጋጣሚ ናይ ስራሕ ኔትዎርክ ወይ ኣድማስ ምስፋሕ
ብዘይካ ናይ ስራሕ ኔትዎርክ ወይ ኣድማስ ምስፋሕ ድማ፣ ምስ ትካላትን ኣብ ዓውደ ስራሕ ዝነጥፉ ኣካላት የላሊ።
ብሓባር ናይ ምስራሕ ልምዲ ምጥራይ የማዕብል።
ምስ ተመሳሳሊ ክውንነት ዘለዎም ሰባት ፣ ብምርኻብ ግሩፕ እትምስርትሉ ኩናታት ምፍጣርን ኣብ ናይ ምትሕጋዝ መድደባትን ፣ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ስፖርትን ባህላዊ ንፈታት ምስታፍ እውን የኽእል።
Améliorer son niveau de français
ናይ ቋንቋ ፍረንሳ ብቕዓት የዕቢ
እቲ መደብ ቋንቋ ምድልዳል የቕርብ፣ ኣብ ንግዲ ንነብስኻ ብዝበለጸ ንምግላጽ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ቆጸራኹም ምስ club FACE Grand Besançon ይኹን ።
ናብ ወይዘሮ M'Barek : c.mbarek@fondationface.org ኢመይል ምጽሓፍ ወይ እውን
ብ 06 15 32 55 32 ምድዋል ይከኣል