ኣብ ስራሕ ዓለም ዘሳትፍ መገዲ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ
ምስ ብምትሕብባር BIENVENU.E.S
ኣብ ስራሕ ዓለም ዘሳትፍ መገዲ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ
ምስ ብምትሕብባር BIENVENU.E.S
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 15 févr. 2022
እንታይ ኢዩ?
እዚ ናይ BIENVENU.E.S, መደብ ናይ ሓፈሻዊ ኣሰናይነት ካብ 4ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ሓገዝ ዕላምኡ እዚ ዝስዕብ እዩ።
- ንተሳተፍቲ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ናይ ስራሕ መደብ ዘጽምዶም ኣብ ጩጢ ዝተሞርኮሰ ምስላይ ስራሕ ንምፍጣር ምእንቲ ኽእክሉ (ምስቶም ትካላት ስራሕ ምልላይን ምብጻሕን፣ ን ስራሕ ዝጠቕም ምቕርራባት ናይ ቃል ፈተና ምስላዋት ምሕጋዝን ካልእን ወዘተን ምሕጋዝ።
- ኣብ FACE Loire ንዝርከቡ ደለይቲ ስራሕ ፣ ንዕኡ ዘአልድል ናይ ስራሕ ቆጸራታት ብምክያድ፣ ምክትታል
- ከምኡ እውን ኣብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዎርክሾፓት ከም እኒ (ኣብ ናይ ኮምፑተር ብቕዓት ናይ ባጀር ኣሰላልዓ፣ ኣጠቓቕማ ግዜን ካልእን ዝዓልመ ስልጠናታት ምሃብ )
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ኣገዳሲ
Titre de séjour ከምኡ እውን signataire du CIR/CAI
ምህላው
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
42 - Loire
ኣገዳሲ
ኣገዳሲ
Titre de séjour ከምኡ እውን signataire du CIR/CAI
ምህላው
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
42 - Loire
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደ ናይ ስራሕ ዝምልከት ዝርጉሕ መርበብ ሓበርታ ክህልወካ ንምኽኣል
እቶም ምውህሃባት ናይ ተመክሮ ፣ ምርካብ መስመር ሓበሬታ ብ Club FACE Loire ምትሕብባር ናይ ፖለምፕልዋ እዩ ዝውደብ።
ብውልቂ ዝከታትለካ ሰብ ንምርካብ
.ሓደ ባዓል ሞያ ኣብ ምሕታት ምድላይን ዝሕግዘኩም ምህላው።
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ንምዕባይ
ናይ እንካን ሃባን ምብህሃል እዋን ኣብ ድሌት ተሳታፊ ዝምርኮስ እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ክለብና ተራኸቡ
ን Lydie D’OLIVIERA ብ ቁጽሪ ቴለፎን/ 06 81 26 35 62 /
.ወይ እውን ብ ኢመይን l.doliviera@fondationface.org
- ካልኣይ ኣማራጺ ድማ
- ን Sina ZOUHAIRI / 06 69 10 69 70 /
ኢማይ s.zouhairi@fondationface.org ምርካብ ይከኣል
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ