Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብሓፈሻ ዊ ናይ ኮምፑተርን ኢንተርነ ኣፍልጦ ንምህላው

ምስ ምስ Les Bons Clics

ኣዳላዊ WeTechCare ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

"Les Bons Clics", ሓደ ናይ ፔዳጎጂ ትምህርቲ ኮይኑ፣ ንኹሉ ሓፋስ ብዛዕባ ኣፍልጦ ናይ ኢንተርነት ንኽህልዎ ዝገበ ርመደብ እዩ ።

እዚ ዕድል እዚ ዝህቦ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓያሎ ሰባት ኣብቲ ዓውዲ ንምስልጣን

  • ብቕዓት መሰረታዊ ኣተቓቕማ ( ኮምፑተር, ቴለፎን, ታብሌትን ምጥቓም)
  • ሞያዊ መንቋሕቋሕታ ምሕዳር
  • መሰላትካ ኣብ (ፖሎምፕልዋ , CAF, Ameli ... ወዘተ ምዕባይ)
  • ኣE-santé
  • Mobilité/Energie
  • Banque ብ መስመር
  • Parentalité et numérique...ወዘተ ምምዕባል

  • እቲ ቀጻልነት ናይቲ መደብ , ኣብ ድሌት ናይ ተሳተፍቲ ይምርኮስ
  • እቲ ስልጠና ናይ ንዛዕባ ናይ ኢንተርነትን ኣጠቓምኡን ኣንተላይ ይምህር ( እዚ ብመሰረት ድሌት ጠለብቲ ይውሰን) / እቶም ተጠቀምቲ ( ሓበሬታ ኣሰናይነትን ክትትል ናይ ቀጻሊ ሓገዝን ይረኽቡ)... ናይ ሰዓታት መደብ ኣብ ተሳተፍቲ ይምርኮስ ኣብቲ ባህታ ኣፍልጦ ንምዕዛዝ፣, ፍሉይ ዓውደ መጽናዕቲ ምክያድ (ex : ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታ ምርከብ ንኽኽእሉ,ናታቶም ስራሕ ኣብ ኢንተርነት ብከመይ ፖስት ከም ዝገብሩ ወዘተ …)

  • እቲ ቴማ ማሕበረሰባትን ኣብ ዲጂታላዊ ኣርእስታት (ኣብ ካርታና ዝተወከሱ +10,000 መሓውራት) መዛኑ ንመዛኑ ዘተ ዝካየደሉ መድረኽን እዩ።
  • ብ ተወሳኺ እውን ፣ ስሩዕ ናይ ዘተን ስልጠናን ግዜ ንኣለይቲ፡ ምፍታሕ ጉዳያት ዲጂታላዊ ምትእትታው፡ ምስቲ መድረኽ ምትእስሳር፡ ንቦታ ዲጂታላዊ ዝግበር ደገፍ፡ ኣተሓሕዛ ፍሉያት ዓውደ መጽናዕትታት (ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነት ምዝዋር፡ ብኢንተርነት ስራሕ ምሕታት ወዘተ)።

ከመይ ንገብሮ?

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • joubinetteተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • elvire wetechcareኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles