ወረቐት ናይ ቤት ጽሕፈት ኣምቢብካ ተረዲእካ ንኽትመልኦ ሓገዝ ምርካብ፣
ምስ ብሳላ ኣንክር ብሉ (L'encre bleu)፣

ወረቐት ናይ ቤት ጽሕፈት ኣምቢብካ ተረዲእካ ንኽትመልኦ ሓገዝ ምርካብ፣

ምስ 
ብሳላ ኣንክር ብሉ (L'encre bleu)፣

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ20 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ወይ ምሕደራዊ ጉዳያት ኣብ ምስላጥ ክትሕገዙ ትደልዩ ዶ፧ ዝጸሓፍን ዝንበብን ጉዳያት ዝምላእ ቅጥዕታትን ዶ ለኩም እዩ፧

እምበኣር ነዚ ሓገዝ እዚ ክሕግዙኹም ዝኽእሉን ንዕኡ ዝገብሩን ዘሳልጡን ወለንተኛታት ህዝባውያን ጸሓፍቲ (écrivains publics) ኣለዉና።

ብነጻ ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክሕግዝኹም ይኽእሉ እዮም

  • ምርዳእ ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት
  • ደብዳቤታትኩም ወይ ዝተካእከልኩም መልእኽቲ ሰታሪት ኣብ ምንባብን፥
  • ዝምልኡ ወረቓቕቲ ይኹኑ ቅጥዕታት ወዘተ ክመልኡልኩምን እዮም።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ቤትጽሕፈታዊ ወይ ምሕደራዊ ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ፣

እዞም ናይ ህዝቢ ጉዳይ ጸሓፍቲ ደብዳቤታትኩም ወይ ዝተካእከልኩም መልእኽቲ ሰታሪት ኣንቢቦም ክገልጽሉልኩምን ከረድ ኡኹምን፥ መልሲ ዘድልዮ እንተኾይኑ ክጽሕፉልኩምን ዝምልኡ ወረቓቕቲ ይኹኑ ቅጥዕታት ክመልኡልኩምን ክስራሕ ወይ ክህነጽ ዝግበኦ ሰነድ ወይ ዶስየ ኣብ ምስላጥ ክሕግዙኹምን... እዮም።

ብነጻ እዩ

እዚ ኣገልግሎት እዚ ፍጹም ነጻ እዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብዚ ብቐጻሊ ዝገልግል ናይ ኣገልግሎት መስመርና መጺኹም ተወከሱና።

* ወትሩ ሮቡዕ ኣብ መንጎ ሰዓት 14h ን ሰዓት 17 ሰዓታት ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜና

*ኣብ 50 rue Bernard Dubois, 13001 Marseille ስራሕና መጺኹም ተወከሱና፣

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

A Voix Haute
A Voix Haute

Partenaires

L'encre bleue
L'encre bleue

Responsable

A Voix Haute

A Voix Haute

Partenaires

L'encre bleue

L'encre bleue