ስራሕ ናይ ተነኮ ምህራም
ምስ ኣብ Les clés de l'Atelier
ስራሕ ናይ ተነኮ ምህራም
ምስ ኣብ Les clés de l'Atelier
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 3 déc. 2021
እንታይ ኢዩ?
እዚ ስልጠና እዚ እንተወሓደ ናይ 710 ሰዓታት ልምዲን ተመክሮን ጥራይ ዘይኮነ ናይ ተነኮ ምልባጥ ስራሕ ሞያዊ ብዕዓት ንምጥራይ እዩ ዕላምኡ
i
ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ክፍለጥ፣ እዚ ኣብ ሓድሽ ገዛን ናይ መሬት ዝስራሕ ኮይኑ ምስ ብዙሕ ቴክኒን ዝተኣሳሰረ ናይ ብዙሕ ማሽናት ፍልጠት እንተላይ ዝተኣሳሰር እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 6 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 6 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ዘለዎ
80% ካብ ሰልጠንቲ ኣብ ሓጺር እዋን ስራሕ ይረኽቡሉ de nos
ናይ ስራሕ ስልጠና
ኣብ ናይ ስልጠና እዋን ስራሕ፣ ከምኡ እውን 2 እዋን ናይ ስራጀር ወይ ተለማማዲ ሰራሕተኛ ክትከውን ኢኻ ወይ ኢኺ።
ሞያዊ ስልጠና
ንስራሕ ዝዓለመ ሞያዊ ስልጠና ናይ 6 ኣዋርሕ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ናብ እስቴላ ፐሪን ኢመይል ጸሓፉ ወይ ደውሉ Estelle Perrin
- ኢመይን: ep@lesclésdelatelier.fr
- ቴለፎን : 09 50 00 60 80
ወብሳይትና እነሀለኩም
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ