ሞና ምቕባእ ወይ ምልማጽ ህንጻ ንምድህሳስ
ምስ ለ ክሌ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier

ሞና ምቕባእ ወይ ምልማጽ ህንጻ ንምድህሳስ

ምስ 
ለ ክሌ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ fሰልተጠና እዚ፣ሰርትፍኬቱ 3 ደረጃ ሰዓታ ስልጠና ድማ 695ሰዓታት ናይ ሞያ ፋሳድ Façadier-Peintre ምዃኑ ፍለጡ/

i ክፍለጥ ዘለዎ! :እዚ ብ façadier-peintre ዝበሃል ሞያ ናይ ህንጻታት ምልማጽ ምዃኑ እዩ። መብዛሕትኡ እዋን ሓጺናው ኣስካላታት ዝጥቐም ብምዃኑ ፣ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ኣልባሳትን ቆቢዕን ወዘተ የዘውትር።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 8 ክሳብኣዋርሕ ወይ 1 ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 8 ክሳብኣዋርሕ ወይ 1 ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዝቕጽል ስልጠና እንተ ብ ኣንተርናስን ማለት ምፍርራቅ ስራሕን ትምህርቲን

እዚ ስልጠና ዝህቦ ነበራት :

  • ኣብ ቀጻሊ ወይ ሓደ ተመክሮ ናይ ስራሕ ን ጀመርቲ ን (140ሰዓታታት ) ኣብ ትካላት
  • ወይ ብ ኣልተርናንስ 3 ሰሙን ኣብ ስራሕ 1 ሰሙን ኣብ ስልተና

ብኸምኡ ድማ ፣ ን ኽትክፈሉ የኽእለኩም ኣብ እዋን ትምህርቲን ስራሕን ድሕሪኡ ብቐጥታ ስራሕ ንምርካብ ትፍትሹ።

ብዙሕ ስራሕ ዝርከቦ ስልጠና

ሞያ ናይ ምልማጽ ፣ ብዙሕ ተድደላያይ ሞያ እዩ ኣብዚ ሰዓት እዚ ። ብ ቐሊል ሞያ ዝጥረዮን እውን እዩ።

ሓጺርን ሞያዊ ስልተጠና ፣ ስቕልጡፍ ስራሕ

ኣብ ውሽጢ 8 ኣዋርሕ ፣ ዝጸንሕ ስልጠና ፣ ናይ ልምምድ ቦታ ዘዳለወን ፣ እናተመሃርካ ዝስልጠኖም ብምዃኑ ዝተፈልጠን፣ ኣብ ዝተናውሐ ናይ ስራሕ ዕድል ዝጭበጦ ሞያ እውን እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡ ና

  • ኢመይን : hf@lesclesdelatelier.fr
  • ቴለፎን : 09 50 00 60 80

ዝቕጽል መዝገባ

ኣብዚ ሊንክ ብምድህሳስ ተወከሱ https://lesclesdelatelier.fr/facadier-peintre/

ናይ መመዝገቢ ሊንክና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Les clés de l'Atelier

Les clés de l'Atelier