ኣብ ውሽጢ ገዛ ናይ መሬት ወይ ናይ ምንጻፍ ስሚንቶ ምልጋብ ምስራሕ
ምስ ኣብ Les clés de l'Atelier
ኣብ ውሽጢ ገዛ ናይ መሬት ወይ ናይ ምንጻፍ ስሚንቶ ምልጋብ ምስራሕ
ምስ ኣብ Les clés de l'Atelier
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 19 juil. 2022
እንታይ ኢዩ?
እዚ ስልጠና እዚ እንተወሓደ ናይ +/- 555 ሰዓታታ ስልጠና ኮይኑ ን 3 ደረጃታታ ናይ ብቕዓት ምስ (CAP). ይህብ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ክፍለጥ፣ እዚ ኣብ ሓድሽ ገዛን ናይ መሬት ዝስራሕ ኮይኑ ምስ ብዙሕ ቴክኒን ዝተኣሳሰረ ናይ ብዙሕ ማሽናት ፍልጠት እንተላይ ዝተኣሳሰር እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 17 ዕድመ
ግዜ
ን 1 ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 17 ዕድመ
ግዜ
ን 1 ዓመት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ስራሕን ስልጠናን
ኣብቲ ቦታ ንይ ስራሕ ን 3 ሰሙናት ከምኡ እውን ናይ ሓደ ስሙን ናይ ስልጠና ተዳትፎ ይወሃበኩም።
እንተደኣ ነዚ ስልጠናን ስራሕን ትደልዩ ኮንኩም። በዚ ዝስዕብ ርኸቡና
ብዙሕ ናይ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ዘለዎ ዓውዲ
እዚ ናይ መሬት ስራሕ ምስራሕ ርግጸኛ ናይ ስራሕ ዕድል ኣለዎ።
ሓጺር ስልጠናን ናይ ስራሕ ዕድል ብቐሊሉ ምርካብ
እዚ ስልጠና እዚ ብቐጥታ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልኩም የበርኽ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ናብ Hélène Fauquenot በዚ ኢመይል ብምጽሓፍ
- ኢመይልና hf@lesclesdelatelier.fr
- ወይ ብ ቴለፎን : 09 50 00 60 80
ዝስዕብ ስልጠና
ኣብዚ ናይ ኢንተርኔት ሰዓቡና: https://lesclesdelatelier.fr/solier-moquettiste-en-alternance/
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ