ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና
ምስ ቲሰር ዳቨኒር"tisseurs d'Avenir ከም ምእላም ዓለባ'' ናይ መጻኢ
እንታይ ኢዩ?
ስደተኛታት ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 29 ንዘለዉ ዝምልከት ስልጠና እዩ
· ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና፣ ናይ ኮምፑተር ስልጠና፣ ኣጋባባት ምርካብ ስራሕ
· ሓደ ስልጠና ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ስልጠናታት ሆቴል፣ (ጽሬት፣ ምኽሻንካልእን ስልጠናታት )
· ንስራሕ ዝምእምእ ስልጠና
· ኣናተኸፈልካ ስውሰድ ስልጠና
እቲ ስልጠና ን 18 ኣዋርሕ ይጸንሕ
15 ሰሙናት 30/ሰዓታት ኣብ ሰሙን
· ተፈራራቒ : ማለት ስራሕን ትምህርቲን እናኣፈራረቐ ዝወሃብ
ሓያሎ ክፍልፋላት ዘለዎ, ኣብ ወርሒ ጥሪ ይጅምር.
ንመን ኢዩ ፧
ግዝያዊ ይኹን ቀዋሚ መንበሪ ወረቐት ንኽህልወኩም፣
ንዓሰርተ ሸሞንተ"18" ኣዋርሕ ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ግዝያዊ ይኹን ቀዋሚ መንበሪ ወረቐት ንኽህልወኩም፣
ንዓሰርተ ሸሞንተ"18" ኣዋርሕ ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ከነሰንየኩም ኢና፣
ዝሰማማዓኩም ሞያን ኣብ ምርካብን ብድሕሪኡውን፣ኣብ ተግባር እተውዕሉሉን፣ ማለት ናብ ስራሕ እትዋፈሩሉ፣ ክንሕግዘኩምን ከነሰንየኩምን፣ ንሕግዝ፣
ተሓወሱና ወይ ናይ ማሕበረሰብና ተጸምበሩ፣
ኣብ እዋን ትምህርቲ፣ ባህላዊ ማሕበራዊን ንጥፈታት ናይ እቲ ትካል ስራሕን ተቕዋም ትምህርቲን ክትሳተፉን ምስ ማሕበረሰብ ዌቨርስ ክትራኸቡን ትኽእሉ ኢኹም።
ኣተሓባባሪ ወይ ኣሳታፊ መደብ
ምሕና ምስ ብምትሕባባር 4 ኣካላት ኢና ነቲ ስልጠናን ትምህርቲን መደባትና እነካይዶ
- ሜዞን ደ ላፕረንድ "Maison de l'Apprendre"
- ኣዋይከ "Awayke"
- ዌብፎርስ ቑጽሪ ሰለስተ "Webforce3"
- ለ ሰንትፕት "Le Centsept"
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም
ብ : aurelie@weaversfrance.org
- ብ ቴለፎን : 04 26 18 47 65
- ብ ወብሳይት : https://www.weaversfrance.org